ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ኮረም ን2012 በጀት ዓመት ንቲ ቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ሎት 1 ትቦን ቆፃርን ፣ መጋጣጠሚን ሎት 2 መለዋወጢ ሞተር ማይ ሎት 3 መሳርሒ ፅሕፈት ሎት4 ኤሌክተሮኒክስ ሎት 5 ኣቅሑ ፅሬት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 1, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 21, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኮረም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 21, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ኣርኣያ ካሕሱ ናይ 2012 ዓ/ም 1ይ ዙር ዕድጊት ንምፍፃም ምድብ 1- ፅሕፈት መሳርሒ ፤ምድብ 2- መሳርሒ ፅሬትን መለዋወጢ ኣቅሑት ማይን መብራህትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 28, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2012 05:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ nዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ሕርሻ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ንናይ RIP ፕሮጀክት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 16, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 16, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ኣላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ን ሆስፒታሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት አቁሑት፣ ኤሌክትኒክስ ኣቁሑት፣ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ፣ራበር ሽት ዉፅኢት ፕላስቲክ ፣ ሕትመትን ካብ ሕጋዊ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 23, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣላማጣ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 23, 2012 08:45 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ምግጣምን ፅገናን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ኣፅቢ ን 2011ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011 05:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011 08:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል አቁሑ መለዋወጢ መኪና: ላፕቶፕ: ወናብርን ጠረጴዛ :ናይ ማይ ሮቶን :ናይ ማይ ጀነሬተርን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 4, 2009 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 18, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: እምባ ኣላጀ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 18, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 500.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ በዓል 5000 ሊትር ዝሕዝ መዋህለሊ ማይን ናብ አብያተ ትምህርቲ ምጉዕዓዝን: ዝተፈላለዩ ፅገና ኤለክትሮኒክስ ንሓደ ዓመት ብኮንትራት ምክያድ :ዝተፈላለዩ ሕትመታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከፀግንን ከሕትምን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 13, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 27, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ነሓሰ 27, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ፅገና/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ መኪና ክራይ/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቤት ፅሕፍት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት ንናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት 2008 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ዝዉዕል ኤች ድፒ ትቦ ምስ መገጣጠሚኡን ፡ብረት ትቦ ምስ መገጣጠሚኡን ፡ፖምፕ pump ፡ኤለክትሮኒክስን ፡ፅሕፈት መሳርሒ፡ ኤለክትሪክ፡ ፈርኒቸር ፡ናይ መኪና መለዋወጥን ፡ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጥን፡ ዘይትን ቅብኣትን ንቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ ተወዳደርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዚኢት ክፍፅም ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 10, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 27, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 27, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/