ምልክታ ጨረታ
Back
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ
ኮንስትራክሽን /
ስራሕቲ ማይ ገፅ 7
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ ስራሕቲ ማይ ገፅ 7
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ብቤት ፅሕፈት ማይን መዓድንን ኢነርጂን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ በጀት ዝክፈል ኣብ ዝ/ዩ ጣብያታት ሓባር ዒላታት shallow well ከስርሕ ስለዝደሊ ብናይ ማይ ስራሕቲ ንግዲ ፍቃድ ደረጃ 8ተ ብደቀቅቲ ትካላት ንግዲ ፍቃድ ን shallow well ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ከምኡውን ንዝ/ዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል መሳርሒ ፅሕፈት፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ማሽነሪ ሕርሻ፣ ዘለኩም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕን ክዕድግን ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ታሕታይ ኣድያቦ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10%
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ሕርሻ መሺነሪ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ስራሕቲ ማይ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ኣብ ጣብያ መስዋእቲ ቁሸት ፒያሳ ፍሉይ ሽሙ ልምዓት መስኖ ዝከውን ሓዱሽ ፓይፕ ዝርገሐን ፓወር ሃውስ ምስ ሬቲንግ ዌል መጠራቀሚ ገንእን ምስ ካናል ብውልቀ ደኣንት ሕ/ስ/ማሕበር ብደረጃ 8ተ ደቂቅ ሕጋዊ ፍቃድ ስራሕ ኮንስትራክሽን ማይ ብግልፂ ጨረታ ምልክታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ::
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 13, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:7,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ናይ ቤት ፅሕፈት ማይን ማዕድንን ኢነርጂን ፕሮጀክት ዝኮነ ካረል ኣፕ ግሬዲንግ ማለት ምንዋሕ 680 ሜትር ካነል፣ 10 ሜትር ፎርል፣3 ሜትር ከቨር ፐላስት ፣1 ሜትር ሬቲንግ ዎርክ፣ ኣብ ጣብያ መኻን ቁሸት ዓጋመ ፍሉይ ቦታ ገረብ ኵሓ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ስራሕ ኮንስትራክሽን ማይ ካብ ዘለዎም ብፕሮፎርማ ምልክታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ::
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 13, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 20, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 20, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:4,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ ካብ ኤች ፒ ፕሮግራም ዝተረከበ በጀት ኣብ ጣብያ ሴለሌዋ ቁሸት ገደራ ፍሉይ ቦታ ሽፈራው መሌ ንዝስራሕ ሄድዎርክ ፊኒሺንግን ካናል ዎርክን ብቁዓት ናይ ማይ ኮንትራክተራት አወዳደዲሩ ከስርሕ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 4, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 11, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ራያ አላማጣ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 11, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/
ተወሳኺ ኣንብብ
The Tigray Regional State of Water Resource Bureau now invites sealed bids from eligible bidders or the procurement of May Tel pumped irrigation construction.
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 2, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 1, 2011 02:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 1, 2011 02:01 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:50,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ ዝ/ያ ጣብያታት ዝስራሕ ናይ ሓባር ዒላታት ብናይ ማይ ስራሕቲ ንግዲ ፍቃድ ደረጃ 8ተ ብደቀቅቲ ትካላት ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 30, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 14, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ታሕታይ ኣድያቦ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም መጋቢት 14, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:7,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ዓይደር ፍሉይ ቦታ ዓዲ ሕሩስ ዝርከብ ሳይት ናይ ተፋሰስ ስራሕ ከስርሕ ስለዝደለየ ብደረጃ 8ን ልዕሊኡን ኮንትራክተራት ኣወዳዲሩ ምሉእ ናይ ንብረትን ኢድን ነበይኑ ናይ ኢድ ዋጋ ከስርሕ ይደሊ፤ በዚ መሰረት ነዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ንዕድም፤
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 29, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 9, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 9, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:20,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:150.00
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/
ተወሳኺ ኣንብብ
The Tigray Regional State of Water Resource Bureau invites sealed bids from eligible bidders for Construction of May Kancha mini dam wereda Tselmti North west region of Tigray
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት የካቲት 24, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 20, 2011 02:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 20, 2011 02:01 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:1,000,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:300.00
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ ከባቢ ሸራሮ ንዝስራሕ ናይ ሓባር ዒላታት ንናይ ዋን ዎሽ ማእከላዎት ጎዳጉዲ ስራሕ ከምኡውን ንዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ኤሌክትሮኒክስ ንምዕዳግ ስለዝደለየ ንናይ ሓባር ዒላ ብናይ ማይ ስራሕቲ ንግዲ ፍቃድ ደረጃ 8 ደቀቅቲ ትካላት ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ከምኡውን ብናይ ዋን ዎሽ ካልኦት ጎዳጉዲ ድማ ብናይ ማይ ስራሕቲ ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕን ክዕድግን ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 20, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት መጋቢት 8, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ታሕታይ ኣድያቦ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት መጋቢት 8, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ማሽነሪ ክራይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ ካብ ኤች ፒ ፕሮግራም ዝተረከበ በጀት ኣብ ጣብያ ሰለክለካ ቁሸት ሽፈራው መሌ ንዝስራሕ ሄድዎርክ ፊኒሺንግን ካናል ዎርክን ብቁዓት ናይ ማይ ኮንትራክተራት አወዳደዲሩ ከስርሕ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 1, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 7, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ራያ አላማጣ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 7, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:20.00
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/
ተወሳኺ ኣንብብ
First
Previous
3
4
5
6
7
8
9
10
11
Next
Last ›
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (45)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(17)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(25)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (646)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(363)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(69)
ስራሕቲ ማይ(183)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(73)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (2857)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (733)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(612)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2283)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (135)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(83)
ኦዲት ተዛማድኡን(94)
ሕርሻ (270)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(146)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(37)
ሕርሻ መሺነሪ(32)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(21)
ህንፃ መሳርሒ (1391)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(296)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(761)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(89)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(143)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(419)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1181)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1312)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(65)
ምምካር (98)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(42)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(17)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (34)
ትምህርቲን ስልጠና (110)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(119)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(12)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1218)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(757)
ምግጣምን ፅገናን(50)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(697)
ምግብን መስተን (303)
ኣቅርቦት ምግቢ (281)
ካፌን ሬስትራንትን(79)
እግድ (21)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(9)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(7)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (38)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (967)
ገዛ ፈርኒቸር(17)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1020)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(52)
ጥዕና (192)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(211)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (227)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(127)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(133)
ፅገና (386)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(181)
ፅገና ሞተርሳይክል(138)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(49)
ፅገና ተሽከርካሪ(234)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(48)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (246)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(216)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(48)
ምስሊን ቀረፃን (8)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(11)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (912)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1130)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(298)
ስራሕቲ ምልላይ (29)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(22)
ክራይ (386)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(31)
መኪና ክራይ(429)
ማሽነሪ ክራይ(135)
መሸጣ (763)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(12)
ካልኦት ዝሽወጡ(415)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(429)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (48)
ስራሕቲ ሓለዋ(33)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(31)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (490)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(867)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(68)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(18)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (314)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(24)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(325)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (61)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (170)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(316)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (375)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(213)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (125)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(167)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(44)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(3)