ምልክታ ጨረታ
Back
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ
ኮንስትራክሽን /
ስራሕቲ ማይ ገፅ 6
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ ስራሕቲ ማይ ገፅ 6
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ዋንነቱ ናይ ቤት ማዛጋጃከተማ ኣክሱም ዝኾነ ኣብ ጣብያ ክንደያ ኣብ እንዳ ንርአ ናብ ሳህር ሩባ ካብ እንዳ ንርአ ናብ ድሕሪ ቁድስ ያሬድ ት/ቤት ዝስራሕ ተፋሰስ ብፕሮጀክት ኮድ AXCWKN 0212 ንምስራሕ ብደረጃ 8ተ Rc/Gc ደቂቅ ብርኪ ንግዲ ፍቃድ ትካላት ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ትካላት ንግዲ ደቀቅትን ኣናሽተይን ኮንስትራክሽን ማሕበራት ሕብረት ሽርክናን ውልቀ ደኣንትን ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማለኡ ነጋዶ ክትወደደሩ ንዕድም።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 12, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 2, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣክሱም
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 2, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ጨረታ መደብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/ ስራሕቲ ማይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ኣብ ጣብያታት ንዝስርሑ ናይ መስኖ ማይ ስራሕቲ ራህያታት ካዕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 4, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 11, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣፅቢ ወንበርታ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 11, 2012 05:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብታ ወረዳ ጣቢያ ኣዳመይቲ ቁሸት ሰላሞ ንዝኳዓት ዓሟቅ ጉድጎድ መስተ ማይ ከምእዉን ኣብ ጣብያ ዓዲ ኣዉዓላ ንዝስራሕ ማይ ንምጉላባት ስራሕቲ ንደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ፣ ኣብ ወረደኡ ዝርከባ ማእከለዎት ተሽከርከርቲ መካይን ፅገና፣ ኮምፒተርን መለዋወጢ ኣቅሑ ኮምፒታርን ፣ ናይ ደረቕ ፅዕነት መቕረብቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕን ክዕድግን ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 1, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 18, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ታሕታይ ኣድያቦ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 18, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:ዝተፈላለየ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ስራሕቲ ማይ/ ፅገና ተሽከርካሪ/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ ን2012ዓ/ም ዝርገሐ መስመር ዓዲ 3ተ ፣ ደብሪ፣ ዳንጕር፣ ሰራዋት ጥቃ ኢንድስትሪ ፓርክ፣ ዳ4ተ እንስሳን ፣ዝርገሐ ቦነታት ካብ ደረጃ 5ተ ንላዕሊ ዝኮንኩም እዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 8, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 8, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:400.00
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ ኮረም ዝረከብ ከይዲ ስራሕ መንገድን ምዕባላን ምምሕዳርን ኣብ ናይ 2012 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ቀበሌ 02 ዝረከብ ካባቢ ሓስዋ ክሳብ ኣቢብቶ ዝስራሕ ድሬንጅ ምስ ስላብ ከቨር ብመፍለይ ቁፅሪ cor /cw/dr/01/12 ብብርኪ 8 ፈቃድ ደቀቅቲን ንግዲ ትካላት ኮንስትራክሽን ማሕበርትን ወልቀ ዳኣንትን ብግልፂ ኣጫሪቱ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 20, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 10, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኮረም
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 10, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ስራሕቲ ማይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብታ ወረዳ ጣቢያ ኣዳመይቲ ቁሸት ሰላሞ ንዝኳዓት ዓሟቅ ጉድጎድ መስተ ማይ ንደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ከምእዉን ኣብ ወረድኡ ዝርከባ ማእከሎት ተሽከርከርቲ መካይን ፅገና ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት መቅረብትን ፣ ንስራሕቲ ሕትመት መቅረብቲ ፣ ናይ ደርቅ ፅዕነት ተሽከርከርቲ መቅረብቲ ፣ ዓምታዊ ኣብቲ ወረዳ ዝርከቡ እሱራት ቀለብ ባኒ መቅረብትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕን ክዕድግን ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 15, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 3, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ታሕታይ ኣድያቦ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 3, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ስራሕቲ ማይ/ ኣቅርቦት ምግቢ / ፅገና ሞተርሳይክል/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/
ተወሳኺ ኣንብብ
በአፋር ብሄራዊ ክልላዊ መንግሥት የእንስሳት፤ እርሻና ተፈጥሮ ሀብት ልማት ቢሮ የ2012 ዓ.ም በጀት ዓመት የደረቅ ጭነት ትራንስፖርት፤ የቤለር ማሽን፤ የመኪና ጎማ፤ ችግኝ እና የችግኝ ዘር ግዥ እና የቡሬ ውሃ ቁፋሮ ግንባታ ግዥ በአገር ውስጥ ገበያ በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 23, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣፋር
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ነሓሰ 23, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:1%
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ስራሕቲ ማይ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ኣብ ዋና ቢሮ ከተማ መቐለ ዝርከብ ህንፃ ናይ ማይን ሽቃቅን መስመር /sanitary installation/ ፅገና ንምግባር ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደሊ ክትጫረቱ ትደልዩ ሳንተሪ ኢንስታሌሽን ስራሕቲ ፍቃድ ዘለኩም ክትጫረቱ ንዕድም፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 29, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 5, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሰነ 5, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ኣብ ዋና ቢሮ ከተማ መቐለ ዝርከብ ህንፃ ናይ ማይን ሽቃቅ መስመርን /sanitary installation/ ፅገና ንምግባር ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደሊ ክትጫረቱ ትደልዩ ሳንተሪ ኢንስታሌሽንስራሕቲ ፍቃድ ዘለኩም ክትጫረቱ ንዕድም፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 20, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 26, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 26, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መደባይ ዛና ንቤት ፅሕፈት ሃፍቲ ማይን ማዓድንን ኢነርጂን ዝውዕል ብናይ ከዋሽ በጀት ኣብ ዝ/ዩ ጣብያታት ዝስራሕ 10 ናይ ኢድ ካዕቲ ማይ ጎዳጉዲ ንሕጋውያን ኣብ ስራሕቲ ማይ ተንከፍ ኮንስትራክሽን ዝተዋፈሩ ደረጃ 9 ደቀቅትን ኣናእሽተይን ትካላት ንግዲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 30, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መደባይ ዛና
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 30, 2011 04:03 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/
ተወሳኺ ኣንብብ
First
Previous
2
3
4
5
6
7
8
9
10
Next
Last ›
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (45)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(17)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(25)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (646)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(363)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(69)
ስራሕቲ ማይ(183)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(73)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (2857)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (733)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(612)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2283)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (135)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(83)
ኦዲት ተዛማድኡን(94)
ሕርሻ (270)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(146)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(37)
ሕርሻ መሺነሪ(32)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(21)
ህንፃ መሳርሒ (1391)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(296)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(761)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(89)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(143)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(419)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1181)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1312)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(65)
ምምካር (98)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(42)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(17)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (34)
ትምህርቲን ስልጠና (110)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(119)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(12)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1218)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(757)
ምግጣምን ፅገናን(50)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(697)
ምግብን መስተን (303)
ኣቅርቦት ምግቢ (281)
ካፌን ሬስትራንትን(79)
እግድ (21)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(9)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(7)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (38)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (967)
ገዛ ፈርኒቸር(17)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1020)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(52)
ጥዕና (192)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(211)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (227)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(127)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(133)
ፅገና (386)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(181)
ፅገና ሞተርሳይክል(138)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(49)
ፅገና ተሽከርካሪ(234)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(48)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (246)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(216)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(48)
ምስሊን ቀረፃን (8)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(11)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (912)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1130)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(298)
ስራሕቲ ምልላይ (29)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(22)
ክራይ (386)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(31)
መኪና ክራይ(429)
ማሽነሪ ክራይ(135)
መሸጣ (763)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(12)
ካልኦት ዝሽወጡ(415)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(429)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (48)
ስራሕቲ ሓለዋ(33)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(31)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (490)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(867)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(68)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(18)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (314)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(24)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(325)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (61)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (170)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(316)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (375)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(213)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (125)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(167)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(44)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(3)