ኤንተርፕራይዝ መፅናዕቲን ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ

መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘይምለስ 500 ብምክፋል ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ክተቅርቡ ትክእሉ

2 ወረቀት ምስክር መቅረባይነትን መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ብቅዳሕ ክተታሕዙ እትክእሉ

3 ናይ ቫት ሰርተፊኬት ኮፒን ዘቅርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ

4 ካብ ዝምልከቶ አካል ዝተዉሃበኩም ናይ ብቅዓት መረጋገፂ መረዳእታ ከትቅርቡ ትክእሉ

5 መከበሪ ጨረታ 10000 / ዓሰርተ ሽሕ ብር / ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

6 ጨረታ ፍይናንሻልን ቴክኒካልን ዋና ምስ ሐደ ቅዳሕ ተፈላልዩ ብስምዒ ብዝተዓሸገ ንሰነድ ጨረታ መእታዊ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ጨረታ ቅድሚ ምዕፃዉ ጨረታ ቅድሚ ሰዓት ምብፅሑ አታዊ ይግበሩ

7 ዝርዝር ስራሕቲ ኮርድሪንልግ ዝሐዘ በዓል 98 ገፅ መረዳእታ ዝደሊ ተወዳዳራይ ጨረታ ቅድሚ ምዕፃዉ አብ ዘለዉ ተከታታሊ 5 መዓልቲ ብኣካል ወይድማ ብፅሑፍ ምቅራብ ይክእል እዩ

8 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ 10/10/ 2016 ክሳብ 24/10/2016 ዓም ዓም ኮይኑ

9 ጨረታ 24/10/2016 ዓም ሰዓት ልክዕ ሰዓተ 5:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓሺጉ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓተ8:30 ድሕሪ ቀትሪ ይከፈት

10 ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ በሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914742142