ምልክታ ጨረታ
Back
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ
ግልፂ ጨረታ ገፅ 103
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ ግልፂ ጨረታ ገፅ 103
ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓብይ ዓዲ ዝርከብ ከይዲ ስራሕን ዲዛይንን ህንፀትን ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ክፍለ ትምህርቲ ዝኮነ ብናይ ቤት መዘጋጃ ኣታዊ ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣብ ቀበሌ 01 ራኣስ ኣሉላ ኣባነጋ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ናይ ስቶር ብሎክ ፅገና ስራሕቲ ዕደጋ መፍለይ ኮድ ABI/CW/SW/RAANSH/01 2016 ብግልፂ ጨረታ ንምጭራት BC/GC ደረጃ 8 ዳኣንት ብርኪ ፍቃድ ደቂቅ ዘለዎ ስራሕቲ ተካናተርቲ ኣጫሪቱ ብመሰረት ዲዛይንን ስራሕ ዝርዝርን ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2016 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 3, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ዓ/ዓዲ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 3, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:300.00
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ንኣብያተ ቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ን ኤሌክትሮኒክስን ካብ ናይ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን ግልጋሎት ክረክብ ስለዝደለየ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2016 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 5, 2016 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ዓዲግራት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 5, 2016 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:በቢ ዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:300.00
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ን2016 በጀት ዓምት ንዘካይዶም ግልጋሎት ህንፀት መንገዲን ፅገናን ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት : መሳርሒ ህንፃ : ኪራይ ማሽናት: ነዳዲ : ስቴሽነሪን : ኤሌክትሮኒክስን ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ክካረይን ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2016 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 6, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 6, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10%
ናይ ደኩመንት ዋጋ:300.00
ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ማሽነሪ ክራይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ከተማ ኣክሱም ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ንናይ ከተማና ኣብያተ ዕዩ ግልጋሎት ዝተፋላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስ: ኣቅሑት ፅሬት :ቀለልቲ ሃለቅትን ናይ ቢሮ ኣቀሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2016 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 9, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣክሱም
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ሕዳር 9, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:በቢ ዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንሪል ስቴት ናይ ሐመድ ምርምር ስራሕቲ ማለት ጂኦ ቴክኒካል ኢንቨስቲጌሽን ወርክስ ብንኡስ ስራሕ ተቆራፂ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2016 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 27, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 27, 2016 09:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:100,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ጋራጅ መሳርሒ ኣቅሑት ማለት ድማ ጋራጅ ቱልስ ዊልዲንግ ትራንስፎርመር በዝሒ ክልተ : ጋራይንደር 230 ሚሚ በዝሒ 1 :ጋራይንዲር 180 ሚሚ በዝሒ 1 :ድሪንግ ማሽን 16 ሚሚ በዝሒ 3 :ሃይድሮሊክ ጃክ በዝሒ 1 :ሶፍትጌት በዝሒ 1: በንች ቤልት በዝሒ 1 ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2016 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 11, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 11, 2016 04:15 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:አይተገለፀን
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንዝተፈላለየ ግልጋሎት ዝውዕል ናውቲ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2016 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 4, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 4, 2016 09:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ነዞም ዝስዕቡ ናይ ማይ መሐከሚ ኪኒናን ሳሙናን ( Aqua tab & Muli Purpose Soap ) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2016 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 6, 2016 05:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 6, 2016 09:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ክፍለ ከተማ ኲሓ ኣብ ምም/ር ክ/ከተማ ኲሓ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ናይ ፅ/መሳርሒ ፣ ፅሬት መሳርሕን፣ ሕትመትን፣ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ። ስለዚ ነዚ ዝስዕብ ረቋሓታት ዝተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2016 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 4, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኩሓ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 4, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:ፅሕፈት መሳርሒ ብር 5000 ፣ ንፅሬትኣቁሑት ፣ንሕትመትን ኤለክትሮኒክስን 3000
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ብሩህ ተስፋ ናይ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ዝተፋላለየ መጠን ዘለዎም ትቦታት ክሸጥ ስለዝደለየ ክትዕድጉ ትደልዩ ተወዳደርቲ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2016 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 9, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ሕዳር 9, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
ተወሳኺ ኣንብብ
First
Previous
99
100
101
102
103
104
105
106
107
Next
Last ›
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (43)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(16)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(24)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (639)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(362)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(69)
ስራሕቲ ማይ(180)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(70)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (2745)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (692)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(598)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2188)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (123)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(73)
ኦዲት ተዛማድኡን(84)
ሕርሻ (264)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(145)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(36)
ሕርሻ መሺነሪ(32)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(17)
ህንፃ መሳርሒ (1331)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(253)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(745)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(88)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(128)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(408)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1114)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1245)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(61)
ምምካር (97)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(42)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(17)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (30)
ትምህርቲን ስልጠና (109)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(118)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(11)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1192)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(729)
ምግጣምን ፅገናን(46)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(682)
ምግብን መስተን (276)
ኣቅርቦት ምግቢ (254)
ካፌን ሬስትራንትን(72)
እግድ (18)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(7)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(6)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (38)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (941)
ገዛ ፈርኒቸር(14)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(995)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(52)
ጥዕና (192)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(211)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (225)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(127)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(131)
ፅገና (367)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(163)
ፅገና ሞተርሳይክል(134)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(42)
ፅገና ተሽከርካሪ(219)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(47)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (237)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(211)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(42)
ምስሊን ቀረፃን (8)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(10)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (879)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1104)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(276)
ስራሕቲ ምልላይ (29)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(22)
ክራይ (378)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(30)
መኪና ክራይ(421)
ማሽነሪ ክራይ(131)
መሸጣ (750)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(12)
ካልኦት ዝሽወጡ(402)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(421)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (47)
ስራሕቲ ሓለዋ(32)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(31)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (418)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(754)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(53)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(14)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (305)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(22)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(317)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (61)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (170)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(311)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(6)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (359)
ዕድጊት መኪና(14)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(197)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (125)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(166)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(44)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(2)