1 ናይ 2016 ዓም ግብሪ ዝከፈለ : ንግዲ ፍቃድ 2017 ዓም ዝሐደሰ : መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ከቅርብ ዝክእል
2 ከምእዉን ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት መታወቂያ ዝተሐደሰ ከቅርብ ዝክእል
3 ናይ ተቅርብዎ ንብረት ዓይነት ንግድ ፍቃድ ኦርጅናል ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል
4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ብር ብምክፋል ካብ ሆስፒታል ዓዲ ዳዕሮ ክትወስዱ ትክእሉ
5 ሕድሕድ ሰነድ ጨረታ እንትምላእ ሰም ኣድራሻ ፊርማን ማህተምን ክዓርፎ አለዎ
6 ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ በቲ ዝቀረበ ስፐስፊኬሽን ክምላእ አለዎ
7 ናይ ባዕልካ ስፐስፊኬሽን ምእታዉ ኣይፍቀድን
8 መከበሪ ጨረታ ንድሕድሕ ቁፅሪ 5000 ብር ንጥረ ገንዝብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
9 ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ ዝምለሰሎም ተጫረቲ ዉዕሊ ምስኣሰሩ ይምለሰሎም
10 ሰዓራይ ዉዕሊ ክኣስር ከሎ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ከትሕዝ ዝክእል
11 እቲ ሰነድ እንትምላእ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን እንተሃሊዎ ፊርማ ክዓርፈሉ አለዎ
12 እቲ ቤት ፅሕፈት መሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝሐለወ እዩ
13 እቲ ቤት ፅሕፈት ጨረታ ምስተከፈተ ከምኣድላይነቱ ናይ ዝግዛሕ ኣቅሓ ክሳብ 25 ሚእታዊ ከዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ
14 ካብ ዕለት 4/9/2017 ዓም ክሳብ 18/9/2017 ዓም ናብ መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲ ዳዕሮ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን እናመፃእኩም ክሳብ 1130 ኣብ ስራሕ ሰዓሰት ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትክእሉ
15 እቲ ጨረታ ዕለት 19/9/2017 ዓም ዝዕፀወሉ ሰዓት 4:00 ኮይኑ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 430 ይክፈት
16 ሰዓራይ ኣካል ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ዓዲ ዳዕሮ ከቅርብ ዝክእል
17 ሰነድ ጨረታ ኦርጅናል ኮፒን ነንበይኑ ተዓሽጉ ከቀርብ አለዎ
18 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን 40 መዓልቲ ይከዉን