ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ አፈሹም

1 ናይ ጨረታ ዘይምለሰ 100 ቅርሺ ብምካፍ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ምዉሳድ ይከኣል

2 ተጫረቲ ንዝጫረትዉ ንዝዉገድ ንብረት 10000 ቅርሺ ጥራሕ ብገንዘብ ወይ ብስፒኦ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ዝተዉሃበ  ዝተረጋገፀ ቼክ ብሽም ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ጋንታ ኣፈሹም ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል

3 እቲ ስፒኦ ብኣካል ወ እዉን ኣብ ኦርጅናል ፖስታ ክዕሸግ አለዎ

4 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

5 እቲ ጨረታ ሳንዱቅ ዝርከበሉ ቦታ ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ቤት ፅሕፈት እንትከዉን ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 8/9/2017 ዓም ክሳብ 22/9/2017 ዓም ንተጫረቲ ክፍቲ ይከዉን

6 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 25/9/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ንጉሆ ተወዳደርቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 እቲ እትወስድዋ ሰነድ ጨረታ ምንም ዓይነት ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን ስርዝ ድልዝ እንተሃሊዎ ዉድቂ ይከዉን

8 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎመ መጎዓዝያን ሚዛን ክወስድ አለዎ

9 ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ኣታዊ የገብር

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0344450325  0914763733