ማሕበር ህንፃ መሳርሒ ፅንዓት ዕዳጋ ማእኸል B+G+7 3D ን ስትራክቸራል ዲዛይንን ክሰርሕ ስለዝደለየ ደረጃ ኣርባዕተን ልዕሊኡን ዝኾንኩም ኣማኸርቲ ነዞም ዝስዕቡ ረቛሕታት እተማልኡ ተረትት ክትሳተፉ ንዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 4, 2016 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 12, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሓምለ 12, 2016 03:35 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ጨረታ መደብ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/

ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ” Galavtion Plant ፅንዓት ኣዋፃኣይነት(Investment Feasibility Study ) ብናይ ደገ ሰብ ሞያ ረቡ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 30, 2016 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 13, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሰነ 13, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/ ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ/

ማሕበርና ማሕበር ሰላም ሓፈሻዊ ንግዲ ዕዳጋ ማእኸል መቐለ ንማሕበርና ፕሮጀክት ፕሮፖዛል ብጨረታ ክነስርሕ ንደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 14, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 19, 2016 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 21, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ሌጋል ኮንሳልታንሲይ/ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/ ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ/

ሓላ/ዝተ/መሰ/ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዕቋርን ልቓሕን መሓዙት ካብ 23 መጋቢት 2016ዓ.ም ጀሚሩ ንተኸታተሊ 6' (ሽዱሽተ ማዓልቲ) ዝፀንሕ ምልክታ ግልፂ ጨረታ ስራሕቲ ኣማኻሪ ግልጋሎት ክለሳ ዲዛይን ህንፃ፣ውዕሊ ምሕደራ ህንፃ፣ተቖፃፀሪ ፅሬት ስራሕቲ ህንፃ ቤዝመትን+ግራውንድ+11 ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ሚዘር ሰፈር መቐለ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኣማኸርቲ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 23, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 28, 2016 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም መጋቢት 28, 2016 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/ ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ/

ቤት መዘጋጃ ኣጉላዕ ወ/ፅ/ወንበርታ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ናይ ከተማኡ መሰረታዊ ፕላን / Basic Plan / ከስርሕ ስለዝደለየ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከሰርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 28, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 12, 2016 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣጉላዕ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 12, 2016 05:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 600.00
  • ጨረታ መደብ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/ ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ/

ሓላ/ ዝተ/ መሰ / ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዕቂርን ልቃሕን መሓዙት ካብ 29 ጥቅምቲ 2016 ዓም ጀሚሩ ንተካታታሊ ዓሰርተ መዓልቲ ዝፀንሕ ምልክታ ስራሕቲ ዲዛይን ህንፃ ብምዉፃእ ተጫራቲ / ዲዛይነራት ከስርሕ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 30, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 9, 2016 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ሕዳር 9, 2016 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • ጨረታ መደብ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንሪል ስቴት ናይ ሐመድ ምርምር ስራሕቲ ማለት ጂኦ ቴክኒካል ኢንቨስቲጌሽን ወርክስ ብንኡስ ስራሕ ተቆራፂ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 27, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 27, 2016 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/

መቐለ ዩኒቨርሲቲ ከዚህ በታች የተዘረዘሩት ዕቃዎችና አገልግሎቶች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 7, 2013 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥቅምቲ 22, 2013 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ጥቅምቲ 22, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በየሎቱ የተለያየ ነው
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ፅገና ተሽከርካሪ/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/ መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት/

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ኣብቲ ከተማ ቀበሌ 02 ዝዳሎ ሰፈር ልምዓት ፕላን /NDP/ ካብ ናይ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣማከርቲ ወይ ድማ consultant ክዕድም ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 25, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 8, 2012 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሰነ 8, 2012 11:32 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ/ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/