ቤት መዘጋጃ ፈረሰ ማይ አብ 2017 ዓም በጀት ዓመተ ዝተፈለላዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ህንፃ መሳርሒ: ናይ ህትመት መሳርሒ : ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒን : ናይ ኤሌክትሮነክስ መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 29, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 17, 2017 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 18, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 40,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ፈሳስን ከተማ ኣፅቢ ካብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንብረት ፅሕፈትና ግለጋሎት ዝዉዕሉ ንመስመር ፅገና ንሕድሳት መስመር ኢድ መሳርሐን ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፉቲንግታት ወይድማ HDP ትቦ መገጣጠሚ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 29, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 19, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Atsbi
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 19, 2017 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ብሁፁፅ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 27, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 29, 2017 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 1, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ትካልና ፋብሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ዓይነት ቢሪንግ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 26, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 16, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 16, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰት ዲናሞ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 25, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 28, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 28, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ህንፃ ኣሌክትረክ ፅሬት መሳርሕ ኣቁሑትን ኣዋዳዲሩ ከገዚእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ዝትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 21, 2017 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 25, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 25, 2017 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ናውቲ ኮንስራክሽን ኣብ ምጥንኻር GBV ዝድሓና ደ/ኣንስትዮ ግልጋሎት ዝወዕል ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 21, 2017 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 27, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 27, 2017 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ናውቲ ኮንስራክሽን ኣብ ምጥንኻር GBV ዝድሓና ደ/ኣንስትዮ ግልጋሎት ዝወዕል ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 21, 2017 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 27, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 27, 2017 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ንግስተ ሳባ ዓድዋ ን2017 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንምምህር ምስትምሃር ዝዉዕል ዝተፈላለየ ናይ ኣቅሑት ህንፃ መሳርሒ፡ ኣቅሑት ሆቴል ፡ መሳርሒ ኣቅሑት ሌዘር ፡ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብብርኪ ክልል ምልክታ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕግድ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 20, 2017 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 2, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 2, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናገዛ ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/