ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ
ትካልና ቪዥን ሪል ስቴት ተንዲኖ(reinforcement bar) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም፡
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝኽእል:
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለዪ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም::
| ተ.ቁ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
| 1 | ተንዲኖ(reinforc ement bar) | በዓል 8 | በንድል( Bundle) | 2 | ኣዋሽ ወይ ቱርኪ | ||||
| 2 | ተንዲኖ(reinforc ement bar) | በዓል 10 | በንድል( Bundle) | 5 | ኣዋሽ ወይ ቱርኪ | ||||
| 3 | ተንዲኖ(reinforc ement bar) | በዓል 12 | በንድል( Bundle) | 6 | ኣዋሽ ወይ ቱርኪ | ||||
| 4 | ተንዲኖ(reinforc ement bar) | በዓል 16 | በንድል( Bundle) | 12 | ኣዋሽ ወይ ቱርኪ | ||||
| 5 | ተንዲኖ(reinforc ement bar) | በዓል 20 | በንድል(Bundle) | q0 | ኣዋሽ ወይ ቱርኪ | ||||
እንኸተሎም መምርሒ
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 16/04/2018 ዓ.ም እስካብ ዕለት 21/04/2018 ዓ.ም ተመሳሳሊ ሰዓት 10:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 10:30 ይኽፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቤት ፅሕፈትና እናመፃእኹም ምሃብ ትኽእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተውሃበሉ ዕለት ኣብ ውሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል፡፡
7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ከቕርቡ ኣለዎም፡፡
8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ከም ውዕሊ የገልግል::
9. ናይ ጨረታ መኽበሪ ዋጋ ብር 100,000 ብሲፒኦ(CPO)ከቕርብ ዝኽእል::
10. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
ምስ ሰላምታ
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ +251342410313/ +251904993300 ምሕታት ይከኣል እዩ፡፡