ማእከል ቤት ህንፀት ውቕሮ

1 ተጫረቲ በዚ ዘርፊ ስራሕ ናይ 2017 ዓምን 2018 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎን ቅዳሕ ክቅርብ ዝክእልን

2 ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገበን ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ቅዳሕ ክቅርብ ዝክእልን

3 መረዳታ መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ቅዳሕ ክቅርብ ዝክእልን

4 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2018 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርበ ዝክእል

5 መከበሪ ጨረታ 10000 ቅርሺ ብጥር ገንዘብ ብስፒኦ ባብንኪ ዝተረጋፀ ቼክ ብስም ዉቅሮ ማእከል ህንፀት ከቅርቡ ዝክእሉ

6 ሰነድ ጨረታ አማሊኡ ዘይቀረበ ተጫረቲ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይከዉን

7 ሰዓርቲ ጨረታ ከብ ዝተገለፀሉ መዓልቲ ድሕሪ ሰለሰተ ናይ ጥርዓን መዓልቲ አብ ዉሽጢ ሰለሰተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል በቲ ዝተጠቀሰ መዓልቲ ዉዕሊ እንተዘይኣሲሩ ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ናብ መንንግስቲ ካዝና ይኣትዉ

8 ሰነድ ጨረታ ከብ 15/4/2018 ዓም ክሳብ 4/6/2018 ዓም ሰዓት 8:00 ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዉቅሮ ማእከል ህንፀት ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕድጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 4 ክትወስዱ ትክእሉ

9 እቲ ጨረታ 4/5/2018 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይኩን ዘይተረከብሉ ይክፈት

10 ሰዓራይ ጨረታ ምስተነገሮ ድሕሪ ሰለሰተ ናይ ቅሬታ መዓልቲታተ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ካብ ጠቅላላ ዋጋ ዝሰዓሮ 10 ሚእታዊ መከበሪ ዉዕሊ ዘትሕዝ ኮይኑ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ከረክብ ዝክእል

11 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ ጨረታ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ንተከታታሊ 20 መዓልቲታት ይከዉን

12 እቲ ማእከል ኣብ ሕድሕድ ንብረት 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ

13 ቤት ህንፀትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914112307 0942660820