ንህወሓት ቤ/ፅሕፈት ዘገልግሉ ሐደሽቲ ቀዋሚ ንብረት ሃላቅን ንብረት አቁሑትአወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 11, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2008 በጀት ዓመት 2ይ ፍርቂ ዓመት ኣብ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 11, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 25, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣሕፈሮም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 25, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ማሽነሪ ክራይ/

ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት እናሀቡ ዝፀንሑ ብሰንኪ ብልሽት ጥቅሚ ክህቡ ዘይክእሉ ናይ ቢሮ አቁሑት ንብረታት ንሰብ ንምግቢ ዝዉዕል ምሩፅ ዘርኢ ስርናይ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 28, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 8, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ክልተ ኣዉላዕሎ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 8, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ አብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት እናሀቡ ዝነበሩ ግልጋሎት ዘይሃቡን ክዉገዱ ዝግብኦም ንብረታት ማለት እዉን ዝተፈላለዩ ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ናይ ሕርሻ መሳርሕታት ሓፂነ መፂን ዕንፀይትን ዝተፋላለዩ ምሩፃት ዘርኢ ናይ ማይ መሳርሕታት ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 22, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 1, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ታሕታይ ኣድያቦ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 1, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ኣብቲ ኣካደዳሚ ግልጋሎት እናሃቡ ፀኒሖም ግልጋሎቶም ዘብቅዑ ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ መሳለጥቲ ኣቐሑት ብግልፅ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሽይጥ ክዉግድ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 22, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 28, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 28, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ታሕታይ ማይጨዉ ናይ ዝተላለዩ ኣብ ወረድኡ ዝርከባ ግልጋሎ ኣብ ምሃብ ዝነበሩ ንብረታት እክሊ ሽምዒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ ኣብዚ ክትወዳዱ እትደልዩ ነጋዶ ወይከዓ ሕብረተሰብ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 10, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 17, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ታሕታይ ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 17, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ አብ ግቢ ዉሽጢ ዘለዉ ተክሊ ባህርዘፋት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ዝስዕቡ ረቆሒታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 6, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 13, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 13, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

ቢሮ ርክብ ህዝቢን መንግስትን ክልል ትግራይ ዘገልገሉ ናይ ኤሌክትሮነክስ አቁሑትን : ሳይክል ከምኡዉን ዘገልገሉ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑትን : ዘገልገሉ ኮምፒተርን ከሸይጥ ይደሊ ስለዚ ንዝይ ክትዕድጉ ትክእሉ ተወዳደርቲ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 29, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 8, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሚያዝያ 8, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/