አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ

በዙይ መሰረት ከዓ ዝሽየጡ ንብረታት

ሀ ዝተፈላለዩ ዝኣረጉ ናይ ቢሮ ናዉትን መዓፁን መሳኩትን/አቁሑትን/

ለ ዝተፈላለዩ ሓፂን መፂንን ዝአረጉ ካዝናታትን

ሐ ቆርቆሮታትን ዓበይቲ ባህርዛፋትን አፍሪሱን ቆሪፁን ንዝዕድግ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሽይጥ/ክዉግድ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝስዕቡ ረቆሒ ክተማልኡ ይግባእ

1 ናይ 2007 ግብሪ ከፊልኩም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ አኣተሓሒዙ ክትቕርቡ እትክእሉ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ /TIN/ ሰርቲፊኬት ክተቕርቡ እትክእሉ

3 ጨረታ ሰዓርቲ እንተኾይንኩም ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 20 ናይ ስራሕ መዓልታት ብናይ ባዕልኩም መጓዓዝያ ክተልዕሉ እትክእሉ

4 መወዳደሪ ደኩሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ , እነተተካኢሉ ናይ ትካል ማህተምን ፌርማን እነዝዓርፎ /እንዝህልዎ/ ይምረፅÂ

5 ዝሽየጡ ሓፂን መፂን ኩሎም ብኪሎ ተመዚኑ ዝርከብ በዝሒ ኪሎ ዝሕሰብ ይከዉን

6 ዝሽየጡ ባህርዛፍን ቆርቆሮታት ሰዓራይ ባዕሉ ኣፈሪሱን ቆሪፁን ዝወስድ ይከዉን

7 ተጫራቲ ዘይምለስ 20.00 (ዕስራ ብር) እናከፈልኩም ሰነ ጨረታ ካብ ቤት ፅት ኣካደሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ጉጅለ ዕዳጋ ኣብ ክ/ከተማ ዓይደር ዝርክብ ቤት ፅ/ትና ካብ ዕዳጋ ፋይናንስን ካብ ዕለት 18/08/2008 ክሳብ 28/08/2008 ዓም ሰዓት 6:00 ናይ ንጉሆ እናመፃእኩም ክትወዱ እትክእሉ

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኽበሪ 3000 /ክልተ ሽሕ ብር/ ብሽም ኣካዳሚና ብጥረ ገንዝብ ወይም /CPO/ ከተትሕዙ እትክእሉ

8 እቲ ጨረታ ዕለት 28/08/2008 ዓም ልክዕ ሰዓት 6:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ቤት ፅ/ትና ጉጀለ ዕደጋ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብዘለዉሉ ይኽፈት ተጫረቲ ዘድሊ ኩሉ እንተማሊኦም ብዘየለዉሉ እዉን ከምዝክፈት

9 ቤት ፅሕፈታና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ ምካኑ ናይ ጨረታ ዉፅኢት ምስተፈለጠ ክሳብ 20% ናይቲ ንብረት ክዉስክን ክቕንስ ይክእል እዩ

10 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስቁ 034 440 1989 ወይም ብሞቁፅሪ 0914176478 ደዊልካ ምሕታት ዝከአል ምኻኑ ንሕብር