ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሐበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ኣብ 2009 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እዉን ምድብ 1 ፅሕፈት መሳርሒ : ምድብ 2 ሕትመት : ምድብ 3 ኤሌክትሮኒክስን ሃለቅትን ቀወምትን ብብርኪ ክልል ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 4, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 16, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 16, 2010 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2010 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ፎቶ መፅሄት: ፎቶ መፅሄት : መፅሓፍ : ሕትመት ፖስተር ክምእዉን ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ዕድጊት ክፍዕም ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 3, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 17, 2010 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 17, 2010 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኮርፖሬሽን ፓርክታት ኢንዱስትሪ ትግራይ ስራሕቲ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 3, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 17, 2010 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 17, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ክፍለ ከተማ ኩሓን ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፈርኒቸር ኤሌክትሮኒክስን ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 2, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 16, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 16, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ሕትመት ስራሕቲ (መፀሄት) ብግልፂ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 27, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 15, 2010 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጉንበት 15, 2010 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,500.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ማእኸል ሐወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት መሳርሒ : ሕትመት: ኤሌክትሮኒክስ : ቀዋሚ ናይ ቢሮ ኣቀሑት (ፈርኒቸር): ህንፃ መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት: ናይ መኪና መጋየፂ : ነዳድን ቅብኣትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 20, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 2, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 2, 2010 03:45 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ናዕዴር ዓዴት ኣብቲ ወረዳ ዝርከባ ሴክተራት አገልግሎት ዝዉዕል ናይ መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቅሐት : ናይ ስፖርት ዕጥቂ : ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብግልፂ ምልክታ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ክሕትምን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 20, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 8, 2010 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ናዕዴር ዓዴት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጉንበት 8, 2010 05:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኤጀንሲ መዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ህንፃ መሳርሒ : ፈርኒቸር : ኮምፒተር : ሕትመት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 18, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 1, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጉንበት 1, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ሆስፒታል መቐለ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ሕትመት ንምሕታም ኣብ ታቤላ ፅሑፍ ንምፅሓፍን ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ (ከስርሕ) ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 17, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 1, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጉንበት 1, 2010 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 35.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ማሕበር ባህሊ ትግራይ መፅሄት ከሕትም ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 17, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 26, 2010 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 29, 2010 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/