ቢሮ ቴክኒክን ሙያን ትምህርትን ስልጠናን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ክልል ትግራይ ንናይ ክዳን ሳሙና ብፕሮፎርማ አወዳድርካ ክንገዝእ ንደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 28, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 30, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 1, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/

ቢሮ ቴክኒክን ሙያን ትምህርትን ስልጠናን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ክልል ትግራይ ንናይ ክዳን ሳሙና ፣ ናይ ኢድ ሳሙና ፣ ናይ ኣቁሑት ሳሙና ዝስልጥና መሰልጠንቲ ትካላት ምስ ሙሉእ ናውቶም ኣማሊኦም ከሰልጥኑ ዝክእሉ ትካላት ብፕሮፎርማ አወዳድርካ ኩሉ ወፃኢታት ሸፊኑ ከሰልጥን ዝክእል ትካል ክነወዳድር ንደሊ ንደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 21, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 23, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 24, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ጥዕና ተንከፍ ስልጠና/ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕሉ ናይ ተምሃሮ ሓጋዚ መፃሕፍቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 24, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 26, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 26, 2017 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/

ቢሮ ኢኖቬሽን ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ፉል ስታክ ዌብሳይት ዲቨሎፕመንት ስልጠና ስለዝደለየ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሰልጥን ዝኽእል ተወዳዳራይ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 13, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 17, 2017 11:25 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ/ ትምህርቲን ትሬይንግ/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ናይ 2017 ዓ/ም ናይ ተሽከርከርቲ ዓመታዊ ቴክኒክ ምርመራ ከግብር ስለዝደለየ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 7, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 11, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 12, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ዝተፈላለዩ ንብረት- መድሓኒት ፣ ናይ ተግባር ስልጠና ፣ ናይ ሰነ ልቦና ንብረት ክትዕድግ ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 17, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 17, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

ንቢሮ ጥዕና ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ገናሕቲ መኪና ዝፍትኑ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 8, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 10, 2017 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 10, 2017 10:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ቦርሳ ተምሃሮ ምስ ኣርማ ትካል (Student Bag) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 26, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 9, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 9, 2017 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 6,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/

ዋንነተን ብኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ዝፍለጣ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚረን ዘለዋ ዝተፈላለያ ዓይነት ተሽከርከርቲ ናይ 2017 ዓ/ም ካላውዶ ንምግባር ብፕሮፎርማ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 12, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 12, 2017 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 12, 2017 10:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ናይ 2017 ዓ/ም ናይ ተሽከርከርቲ ዓመታዊ ቴክኒክ ምርመራ ከግብር ስለዝደለየ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 21, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 21, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር/