ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ትግራይ ዝርከባ ቤት ኣብያተ ት/ቲ ኣብ 16 ሎታት ከፋፊሉ ኩሸና (kichen) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 6, 2018 (22 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 17, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 17, 2018 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳር ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ንናይ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ህንፀት ልምዓት መስኖ ካብ ዝተመደበሉ ናይ ፕሮግራም ምጥንካር ስረዓት ምግቢ ማለት FSRP በጀት ኣብ ጣብያ ለሳልሶን ሚሪናን ዒስራ ናይ ሓባር ዒላ አብ ማይ ተንከፈ ስራሕቲ ንዝተወፈሩ ሕጋዊያን ናይ ማይ ኮንስትራክሽን ንግዲ ትካላት ብምልክታ ፕረፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 3, 2018 (25 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 11, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ላዕላይ ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 11, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳር ንናይ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ህንፀት ልምዓት መስኖ ካብ ዝተመደበሉ ናይ ፕሮግራም ምጥንካር ስርዓት ምግቢ ማለት FSRP በጀት ኣብ ጣብያ ሓፀቦ መደቦ ዒስራ ናይ ሓባር ዒላ አብ ማይ ተንከፈ ስራሕቲ ንዝተወፈሩ ሕጋዊያን ናይ ማይ ኮንስትራክሽን ንግዲ ትካላት ብምልክታ ፕረፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 3, 2018 (25 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 10, 2018 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ላዕላይ ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 10, 2018 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ታሕታ ቆራሮ ብቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ሰራሕ ህንፀት ልመዓት መስኖ ካብ ሴሌኤም በጀት አብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ጣብያ ማይ ኣድራሻ ቁሸት ዓዲ ንዝስራሕ ሓባር ዒላ ተጫረቲ ከስርሐሎም ዝተልኣከልና ደብዳቤ መሰረት ኣብ ማይ ተንከፍ ንዝተዋፈርኩም ንደቀቅቲ ንግዲ ትካላት ናይ ማይ ኮንስትራክሽን ብምልክታ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 30, 2018 (28 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 12, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ታሕታይ ቆራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 12, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ዉቕሮ ቅድስት ማርያም ኮለጅ ንልምዓት ፕሮግራም ዝውዕል ናይ ብሶላር ዝሰርሕ ማይ ኳዕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 29, 2018 (29 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 7, 2018 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም የካቲት 7, 2018 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 60,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ን2018 ዓም በጀት ዓምት ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ፋይናንስን ምምሕዳርን ወረዳ ሰብዓ እንደርታ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ቀረብ መሰተ ማይን ናይ ዝረገሐን መስመር ማይ ስራሕቲን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ ኮንስትራክሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ናይ ማይ ስራሕቲ ሞያዊ ዝረገሐ መስመራት ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 14, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 29, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 29, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፈይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ንናይ ዘፈር ቁጠባ እታ ወረዳ ከይዲ ስራሕ ህንፀት ልምዓት መስኖ ካብ ዝተመደበሉ ናይ ፕሮግራም ምጥንካር ስረዓት ምግቢ ማለት FSRP በጀት ኣብ ጣብያ ሓፀቦ መደቦን ዒስራ ናይ ሓባር ዒላ አብ ማይ ተንከፈ ስራሕቲ ንዝተወፈረሑ ሕጋዊያን ናይ ማይ ኮንስትራክሽን ማለት ህንፀት ትካላት ንግዲ ብምልክታ ፕረፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥሪ 3, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 8, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 8, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/