ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ባትርን ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ፣ ከምኡ እዉን ማይ ብቦቲ ከቅርብ ዝኽእል ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 16, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 18, 2016 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 19, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ቤት ፅሕፈት ል/እቶትን ምም/ር ፋይናንስን ወረዳ ሱዉሓ ሳዕሲዕ ንኣብያተ ዕዮኡ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኢንዳስትርያል ማተሪያል / ብናይ Softnet PSNP-5 በጀት/ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕርፎርማ/Shoppin ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 16, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 19, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዕዳጋ ሓሙስ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 19, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ኮሌጅ ትምህርቲ መምሃራን ዓብይ ዓዲ ኣብ 2016 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኮምፒተር : ፕሮጀክተር : ፕሪንተር : ራየዘር : መራበሒ ፎቶ ኮፒ ማሽን : ናይ ላባራቶሪ ኣቀሑት : ከሚካልን ናይ ማይን : ኤሌክትሪክን ኣቅሑት : ናይ ሙዚቃ መሳርሒ : ናይ ግድግዳ ቀለም : ናይ ተምሃሮ ዓራትን ፍራሽን ካልኦትን ኣጫሪቱ ክዕድግ የደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 13, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 26, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 26, 2016 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

መቐለ ሆስፒታል ጎሚስታ : ህንፃ ኣቅሑት : በዓል ስፖንጅ ወንበር : ኤሌክትሮኒከስ ኣቅሑት APTS Regester /ብፕሮፎርማ አወዳደሩ ከገዝእ /ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 9, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 11, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 11, 2016 03:31 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ገዛ ፈርኒቸር/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ፅገና ተሽከርካሪ/

ንኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ህ/መሳርሒ ማይ ብቦቲ ከቅርብ ዝክእልን ፕሮፎርማ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 9, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 12, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 12, 2016 04:01 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/

ጥላሁን ይግዛዉ ቴክንክን ሞያን ኮሌጅ ን 2016 ዓም ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ህንፃ መሳርሒ : ኤሌክትሪክ ኣቅሑት : ኤሌክትሮኒከስ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 3, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 18, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 18, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንሽቃቀ መፀገኒ ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 30, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 9, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 9, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ናይ 2016 ዓም ንብረት ንምዕዳግ ካብ ዝተመደበልና በጀት መደበኛ መረት ብምግባር ንብረት ንምዕዳግ ሎት 1 ናይ ኣዉቶ ሞቲቭ መሳርሒ : ሎት 2 ህንፃ መሳርሒ : ሎት 3 ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒ: ሎት 4 ናይ ሸቃጣ ሸቀጥ ናይ ምግቢ ምድላዉ መሳርሒ: ሎት 5 ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ : ሎት 6 ፅሬት መሳርሒ : አብ 6ተ ሎት ምድብ መቂሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕደጋ ክፍፅም ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 28, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 10, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: እንትጮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 10, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ : ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 22, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 25, 2016 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 25, 2016 10:20 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ንኮንስትራክሽን ሱር መቀለ ሪል እስቴት ፕሮጀክት ስራሕ ግልጋሎት ዝዉዕል ብሃርዛፍ ዲያሜትር በዓል 10 ሳሜ 5475 ብቁፅሪ በዓል 12 ሳሜ 2755 ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 21, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 11, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 11, 2016 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/