ፕሮፎርማ ምልክታ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ከዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::
| ሕቶ ዕደጋ ቁፅሪ | ተረ.ቁ | ዓይነት ዝርዝር | መለለይ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ሰንችሪ | 1.5ሜ | ቁመት | 20 | ||||
| 2 | ፊከስ | 1.5ሜ ቁመት | ቁፅሪ | 20 | ||||
| 3 | ተርሚናል | 1.5ሜ ቁመት | ቁፅሪ | 30 | ||||
| 4 | ጆጆባ | 1.5ሜ ቁመት | ቁፅሪ | 30 | ||||
| 5 | ፓልማተል | 1.5ሜ ቁመት | ቁፅሪ | 10 | ||||
| 6 | ዝግባ | 1.5ሜ ቁመት | ቁፅሪ | 10 | ||||
| 7 | ለንተና ሓፂር | ቁፅሪ | 100 | |||||
| 8 | ሳይፕርስ | 1.5ሜ ቁመት | ቁፅሪ | 30 | ||||
| 9 | ጎልደን ስትረስ | 1.5ሜ ቁመት | ቁፅሪ | 20 | ||||
| 10 | ፅሕዲ | 1.5ሜ ቁመት | ቁፅሪ | 10 | ||||
| 11 | ሎሚናት | 1.5ሜ ቁመት | ቁፅሪ | 20 | ||||
| 12 | ጀካራንዳ | 1.5ሜ ቁመት | ቁፅሪ | 30 | ||||
| 13 | ደብልናት | 1.5ሜ ቁመት | ቁፅሪ | 30 |
ክማልኡ ዝግብኦም ረቋሒታት
- ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ፤ቲንናምበር፤ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬትን ቫትን ኮፒ ከተሓሓዝ አለዎ
- እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቅመጥ ኣለዎ፤
- ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ኣቅሓ) ከቕርብ ኣለዎ፤
- ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 14/1/2017ዓ/ም ክሳብ 13/1/2017 ዓ/ም
- ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 14/1/2017 ሰዓት 3:00
- ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክመፅእ ኣለዎ፤
- ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብክፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344407761/03442401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ዕሕፈትና ብምምፃእ ምጥያቅን ቅጥዒ ፕሮፎርማ ምውሳድን ይካኣል፡፡