ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረትን ምምሕዳር ንወረዳ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ካብ ዝተመደበሎም ናይ ሰቆጣ ቃልኪዳን በጀት ናይ ጨቆዊት ግዝኢት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 17, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 30, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 30, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/

ዞባ ሰሜን ምዕራብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ነቲ ትካል ዘገልግሉ ንብረታት ማለት እዉን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ኢሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ሕትመት : ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 17, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 30, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዞባ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 30, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንፅሕፈት መሳርሒ 5000 ብር :ንሕትመት 5000 ብር : ንኤሌክትሮኒክስ 15000 ብር
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ካብ ቤትፅሕፈት ምም/ር ከተማ መቐለ ናብ ሽረን ማጨውን ዝኸዱ ኣጋይሽ ስለ ዘለዉ ናብዝን ዝተገለፃ ከተማታት ኣጋይሽ ኣብፂሐን ዝምለሳ ናይ ትራንስፖርት ግልጋሎት ዝህባ መካይን ፕሮፎርማ ኣወዳዲርናናይ ሰረቪስ ግልጋሎት ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 16, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 21, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 21, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈትና ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 16, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 18, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 19, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ድርጅታችን ሞገድ ኢንጅነሪንግ እና ኮንስትራክሽን ሃ/የ/ተ/ግ/ማህበር HDPE እና water drainage ሥራ ግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ማክሰኞ መጋቢት 15, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 18, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 19, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/ ስራሕቲ ማይ/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ናይ Construction Materials (ሮቶ ) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 16, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 17, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 19, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/

Solidarites international Invitation to Tender for the Rehabilitation and Solarization of Simret Water Supply System -in Simret Kebelle, Rama Woreda, Central Zone, Tigray Region.

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Wednesday 25th, March 2026 12:00 pm ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Thursday 16th, April 2026 5:00 pm (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Tuesday 30th of November -0001 12:00 am
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ Electro-Mechanical Products and Services/ Water Well Drilling & Water System Installation/

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ መኪና/ መሳረሒን ብፕሮፎርማ ከዋዳድር ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 16, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 18, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 18, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

Mums for Mums Invitation to qualified bidders for rendering of Sewing Dress Services

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Tuesday 24th, March 2026 4:00 pm ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Saturday 28th, March 2026 10:00 am (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Saturday 28th of March 2026 10:15 am
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ General Service Provision/ Textiles and Wearing/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2018 ኣብ ቀፅሪ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ንሓለዋ ሰራሕተኛ፣ ንፅሬት መሳርሒን ብተወሳኪ ኣብ ቀበሌ 18 ጥቃ ኣዋሽ ንፕሬዚደንት መኖርያ ገዛን ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሩይ ዝስተ ማይ ብቦቲ ፅዒንካ ንምቅራብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2018 ዓ/ም ዉዕል ብምእሳር ከስርሕ ክግልገል ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 15, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 18, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 18, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/