ዓ/ዓዲ ቤት ህንፀት "ሣሕሽ ኣብ 2017 በጀት ዓመት ዝተበጀተጨና ናይ ምግቢ በጀት መሰረተ ብምግባር ብውሽጢ ዝርከቡ ናይ ሕጊ ተሃነፅቶን ቆጠር ሕሱራትን ከምግብ ስሰ ዝደለየ ንሕጋዊያን ነገዶ ብግዕፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክህብ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 2, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 23, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 23, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/

The Women Association of Tigray (WAT) Wants to purchase the item/Skill Buiding Materials.

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Thursday 08th, August 2024 12:00 pm (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Friday 16th, August 2024 10:00 am (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Friday 16th of August 2024 10:30 am
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ Construction Material, Equipment and Machinery/ Construction Raw Materials/

ማእከል ቤት ህንፀት ኣክሱም ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ንሰራሕተኛ ሕጊ ተሃነፅቲን አገልግሎት ሰርቪስ ዝህባ ክልተ ሚኒባስ መኪና ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ሰርቪስ መኪና ክካራይ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 1, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 14, 2016 4:15 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 14, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንቤት ፅሕፈት ትምህርቲ አገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ቢሮ ማለት እዉን ፈርኒቸር ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 1, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 13, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ቆላ ተምቤን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 13, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ኤሌክትሮኒክስ: ኮምፒተር ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 1, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 9, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 9, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

Daughters of Charity (Doc) desires to purchase Training service on advanced Excel through open bid.

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Wednesday 07th, August 2024 12:00 pm (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Tuesday 13th, August 2024 2:30 am (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Tuesday 13th of August 2024 3:00 pm
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ IT Training & Certification/

አንበሳ ኢንተርናሽናል ባንክ ኣ.ማ ሰሜን ሪጅን ፅ/ቤት ከዚህ በፊት በዓዲ ሓውሲ በነበረው ቤት የተለያዩ ያገለገሉ የብረት በሮች እና የእንጨት በሮች ባሉበት ሁኔታ በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መሸጥ ይፈልጋል፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሮብ ነሐሴ 1, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሐሴ 3, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሐሴ 3, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዝውዕል ናይ መኪና ኪራይ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 1, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 6, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 6, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 24, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 4, 2016 10:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 4, 2016 10:20 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ዕላል ሓባር ሪልእስቴት ኃ.የተ.የግ.ማ በዓዲሓ ለምያሰራው B+G+10 ህንፃ ዲዛይን ማሰራት ስለሚፈልግ ከታች የተዘረዘሩትን መስፈርቶች የምታሟሉ ደረጃ 4 (ኣራት)ና ከዚያ በላይ የሆናቸሁ ኣማካሪ ድርጅቶች እንድትሳተፉ እንጋብዛለን፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሮብ ነሐሴ 1, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሐሴ 10, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሐሴ 10, 2016 4:10 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/