ቢሮ ማይን ኢነርጀን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ፅሬት አቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፡ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 30, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 5, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 5, 2016 03:10 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ዝተፈላለያ ዓይት ኣርማታ ብረት ማለት አዉን ቴንዲኖ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 1, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ 30, 1745 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ኣብ ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማን ምሕደራ ትሕዝቶ መሬት ከተማ ከዳስተርን ከተማ ዓዲግራት ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምምሕዳር መሬትን ከተማ ናይ ከተማና ቦታ ብሊዝ ስለምሓዝ ብዝድንግግ ኣዋጅ 721/ 2004 ዓንቀፅ 8 ንመንበሪ ንንግዲ ወዘተ ዝተዳለወ ቦታ ብግልፂ ጨረታ ንተጫረቲ ከመሓላልፍ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 1, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 13, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 14, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2,000.00
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/

ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳር መሬት ካዳሰተር ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምምሕዳር መሬት ከተማ ሸራሮ ብሊዝ ጨረታ ኣብዚ በጀት ዓመት እዚ 4 ግዜ ከጫረት ካብ ዝሓዞ ንካልኣይን ሳልሳይን ግዜ ብምጭራት ናብ ተጠቀምቲ መሬት ከመሓላልፍ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 1, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/

ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲግራት ንቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት :መሳርሒ ፅሬት: ኣቅሑት ኤሌክትርኒክስ : ናይ ኮምፒተር ኮምፒተር ተዛመድትን :ሞባይንልንሞባይ ኣክስሰሪን : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና: ናይ መኪና ጎማን ባትሪን : አቅሑት ሞተር ሳይክል :ናይ ብረት ትቦ መገጣጠምትን ከምእዉን ኤችድፒን: ፒፓርን ትቦ መገጣጠምምቲ ኣቅሑታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 1, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 18, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 18, 2016 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 400.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማለት አዉን ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት: ሕትመት :ሃላቅትን ቀወምትን ኣቅሑት : ኣቅሑት መለዋወጢ ኤሌክትሮኒከስ: ኣቅሑት ፅሬት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 1, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት የካቲት 10, 2016 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት የካቲት 10, 2016 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ሽንት ቤት ፅገና ብሾፒንግ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 30, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 5, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 5, 2016 03:10 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: ---
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ፅገና/

ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ኤሌክትሮንክስ አቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 30, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 5, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 5, 2016 03:10 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ማይን ኢነርጀን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ሕትመት ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 30, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 5, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 5, 2016 03:11 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ናይ ሽፈራት ፈተንቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 30, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 4, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 4, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: ---
  • ጨረታ መደብ ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር/