ኹሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካብ ዕለት 1210//2018 ንተኸታታሊ መዓልትታት ኣብ ዝካየድ ወፍሪ ጎስጓስ ሕክምና ዓይኒ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ጎስጓስ ንዘካይዱ ሰራሕተኛታት ግልጋሎት እትህብ ኮብራ መኪና ክራይ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 9, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 11, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኩሓ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 11, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ዓ/ዓዲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ 2018 ዓ/ም ናይ መኪና ኣቕሓ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 8, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 19, 2018 3:20 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 19, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ትካልማእኸል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ መቐለ ዝተፈላለየ ናይ መኪና ፓርቲ፣ ሃንድ ቱሉስ፣ካልኦት ንብረትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 9, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 15, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 15, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 8, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 11, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 11, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ትካልና ፍረ-ስዉኣት ኢንዳስተሪያል ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር እዞም ካብዙይ ንታሕቲ ኣብ ሰንጠረዥ ዝተቐመጡ ናይ ኮንስታራክሽን ዝርዝር ስራሕቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ነቲ መመዘኒ ዝተማልኡ ናይ ኮንስትራክሽን ፍቓድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 8, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 13, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 13, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ትካልና ፍረ-ስዉኣት ኢንዳስተሪያል ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር እዞም ካብዙይ ንታሕቲ ኣብ ሰንጠረዥ ዝተቐመጡ ዝርዝር ጨረታ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቑሓታት እተማልኡ ትካላት ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 8, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 13, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 13, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

ኣክሱም ዩኒቨርስቲ ተለያዩ የፅሕፈት መሳርያ ዕቃዎች ግዥ መፈፀም ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ማክሰኞ ሰኔ 9, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰኔ 17, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰኔ 17, 2018 11:05 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣክሱም ዩኒቨርስቲ ድጋሜ የወጣ የሞተር ዘይት ባለ 5 ሊትር ግዥ መፈፀም ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ማክሰኞ ሰኔ 9, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰኔ 11, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰኔ 11, 2018 9:35 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

የኤሌክትሪክ፤ ስፔር እና ስቴሽነሪ የሕንጻ ግንባታ ማህበሮች ጥምረት በመቐለ ከተማ ክ/ከተማ ሓድነት ለሚገኘው የግንባታ ቦታ ጊዜያዊ የቆርቆሮ አጥር ግንባታ ሥራ ለማሰራት ህጋዊ ፈቃድ ያላቸውን እና በዘርፉ ተመሳሳይ ልምድ ያላቸውን ተጫራቾች በክፍት ጨረታ ይጋብዛል።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰኞ ሰኔ 8, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰኔ 11, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰኔ 11, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/

የመቀሌ ከተማ ኣስተዳደር እቅድና ፋይናንስ ፅ/ቤት በመቀለ ከተማ የሚገኙ ክ/ከቶሞች የሚገዙ የተለያዩ የሴፍቲ ማተርያል (SAFETY MATERIALS)ግልጋሎት የሚውሉ ዕቃዎች በፕሪፎርማ ጨረታ ኣወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰኞ ሰኔ 8, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰኔ 16, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰኔ 16, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 150,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት/