ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 16, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 18, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 18, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ኤሌክትሮኒክስ ክዕድግ ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 16, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 18, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 18, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማሕበር ዳናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ሮን ካልኦት ክፋል ማሕበረሰብን ግልጋሎት እናሃቡ ዝነበሩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ንብረታት( ዴስክቶፕ ኮምፒዩፐር, ፕሪንተርን UPS) ዝተፈላለዩ ዓይነታት ብረትን ብግልፂ ጨረታ ኣሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 15, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 21, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 22, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

የመቐለ ሪጅን ኤሌክትሪክ አገልግሎት ንብረት የሆኑ እስክራፕ ብረታ ብረቶች ባሉበት ሁኔታ እና ቦታ በጨረታ አወዳድሮ ለመሸጥ ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ማክሰኞ ሐምሌ 15, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሐምሌ 29, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሐምሌ 30, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 200,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

የመቐለ ሪጅን ኤሌክትሪክ አገልግሎት ለትራንስፎርመር የሚውሉ የተለያዩ ዓይነትና መጠን ያላቸው ኬብል ላግ ዲስትሪቢውሽን ዕቃዎችን በጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ማክሰኞ ሐምሌ 15, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሐምሌ 30, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሐሴ 1, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 200,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

የኢትዮጵያ ኤሌክትሪክ አገልግሎት መቐለ ሪጅን ንብረት የሆኑት የተለያዩ ቀላልና ከባድ ያገለገሉ 7 ተሽከርካሪዎችን ባሉበት ሁኔታ እና ቦታ በጨረታ አወዳድሮ ለመሸጥ ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ማክሰኞ ሐምሌ 15, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሐምሌ 28, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሐምሌ 29, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20%
  • ጨረታ መደብ መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/

ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ትርጉም ግልጋሎት ብናይ መደበኛ በጀት ዝክፈል ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከተርጉም ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 15, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 17, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 17, 2017 3:10 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ቋንቋ ትርጉም /

ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳ/ምትሕብባር ሃፍቲ ወፃኢ ካብ Climate Resilient Green Economy - CRE/ በጀት ዝክፈል ናይ ፈርኒቸር ኣቑሑት ብፕሮፈርም ኣዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 14, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 17, 2017 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 17, 2017 3:10 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

መድሕን ኩለመዳይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ መሰረታዊ ሕብረት ስራሕ ማሕበር 1. ካብ ሚያዝያ 2016 ዓ/ም ክሳብ ሰነ 2016 ዓ/ም 2. ካብ ሓምለ 2016 ዓ/ም ክሳብ ሰነ 2017 ዓ/ም ዝተሰርሐ ናይ ሒሳብ ስራሕቲ ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 15, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 20, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 20, 2017 12:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ኣብ ልእልተ ልኡላን ጽርሐ አርያም ቅ/ገብርኤል ካቴድራል ቤተክርስቲያን ልምዓት ኮሚቴ ኣብ ካቴድራሉ ቅፅሪ ብአንፈት ሰሜን ምዕራብ ንህዝበ ክርስቲያን ግልጋሎት ዝህብ ዓብዪ ዘመናዊ ሽንት ቤት (ሽቓቕ) ዝኸውን አለሚንየም መዓፁ ፤ ብናይ ባዕሎም ማተርያል ብሰብ ሙያ አወዳዲሩ ንከሰርሕ ወሲኑ አሎ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 12, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 18, 2017 12:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 18, 2017 1:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/