ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ብታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋዉያን መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 1, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 3, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 3, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ሐወልቲ ኣክሱም ን 2017 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል ቀዋሚ ንብረት ናዉቲ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ፅሕፈት መሰርሒ: ኤሌክትሮኒክስ : ስራሕቲ ሓፂን መፂን መሳርሒ : ናይ ሳኒተሪ ኣቅሑት :ናይ ጨረቃ መርቂ መሳርሒ: ናዉቲ አዉቶሞቲቨን መለዋወጢ መኪናን ስፔርን: ናይ ሳይክልን ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑት ካብ ሕጋዊያን መቅረብቲ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 1, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 15, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 15, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅሕፈት ግልጋልት ቀረብ ማይ መቀለ ን2017 ዓም በጀት 2017 ዓም ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሰራሕተኛታት ደንቢ ክዳን ጫማን ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ ክጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ ንክትወዳደሩንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 1, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 15, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 15, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ቤት ፅሕፈትና ናይ ዓዲ ቆለማይ ናይ ጀነሬተር ስውች ቦርድን ዝሓዘ ገዛ መስኮት ብመንድቅ ንምስራሕ (ንምዕፃው) ንመንደቂ ዘገልግል ብሎኬት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 1, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 1, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ናይ ፅሬትኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 1, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 2, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 3, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

አክሱም ዩኒቨርሲቲ የተለያዩ የእቃዎች አቅርቦት ግዥ፣ ኮንስትራክሽን ስራዎች የማማከር ስራዎችና የሶላር መሰረተ ልማት ከህጋዊ ነጋዴዎችና ኮንትራክተሮች በግልፅ ብሄራዊ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛትና ለማሰራት ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ማክሰኞ መጋቢት 30, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ማክሰኞ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ማክሰኞ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በየ ሎቱ ይለያያል
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: በየ ሎቱ ይለያያል
  • ጨረታ መደብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ናገዛ ኣቁሑት/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ስራሕቲ ማይ/ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/ ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

Aksum University demands the procurement of construction of Residential house for medical Doctors, Residency students and Specialists.

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Tuesday 08th, April 2025 12:00 pm ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Tuesday 30th, November -0001 12:00 am (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Axum
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Tuesday 30th of November -0001 12:00 am
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 500,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,500.00
  • ጨረታ መደብ House & Building Construction/

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቕሑት ክገዝእ ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 30, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 3, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 3, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል መኪና ባትሪን መለዋወ ኣቁሒት ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 30, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 2, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 2, 2017 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ሜዳ ራያ የገበያ ማእከል ሕብረት ሽርክና ማህበር በትግራይ ክልል ደቡባዊ ዞን ወረዳ ከተማ መኾኒ ባለው 4.03ሄክታር(40300ካሬ ሜትር) የገበያ ማዕከል ቦታ ላይ የከተማ ልማት በሚፈቅደው የቦታ መጠቀሚያ ስሪት መሰረት የገበያ ማእከል የሚሆን ደረጃውን የጠበቀ ባለ 1 ሴሚ ቤዝመንት+G+6 የህንጻ ፕላን (ዲዛይን) ብቃት ባላቸው ባለሞያዎች (አማካሪዎች) በዲዛይን ውድድር አወዳድሮ ለማሰራት ይፈልጋል።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ማክሰኞ መጋቢት 30, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 9, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መኮኒ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 9, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2,000.00
  • ጨረታ መደብ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/ ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ/