ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ማሕበር ረድኤት ትግራይ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንሴክተር ቤት ፅሕፈታት ወረዳ ራያ ዓዘቦ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝዘተፈላላዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑ ግዝኢት ንምፍፃም እዚ ናይ ጨረታ ነሰድ ኣዳልዩ ኣሎ። ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ እዞም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ብዝተዓሸገ ፖስታ ንክተቅርቡ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 30, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 17, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ

ደደቢት ትካል ልቓሕነ ምዕቓሪን /ደደቢት ትፍልም/ ናይ ኤሌትሪክ ምሰሶ መምረቲ ሞልድ ኣጫረቱ ንክሰርሕ ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቍሓታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ትክእሉ ምኻንኩም ንገልፅ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 3, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 17, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ

ማሕበር መናእስይ ትግራይ ዝተፈላለዩ ማንዋላት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፣ ዝምልከተኩም ትካላት ናይ ኮንስልታት ፍቓድ ዘለኩም በዚ ዝስዕብ ናይ ጨረታ ረቑሓ መሰረት ክትወዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 23, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 29, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ

ዩኒቨርስቲ ኮሌጅ ኒው ሚለንየም ንዓዲግራት ዝኸውን ናይ መሬት ምንፃፍ፣ መጋረጃ፣ ናይ ፍርናሽ ጨርቅን ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ። ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ዝትደልዩ ተጫረቲ እዚ ዝስዕብ መዐቀኒታት ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 23, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 29, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ

የኢትዮጽያ ኤሌክትሪክ ኋይል የሃገር ኣቀፍ ኤሌክትሪክ ኣቅርቦት ፕሮግራም የትግራይ ክልል ጽ/ቤት ከዕቃ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰኞ ጥር 19, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰኞ ጥር 26, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ማክሰኞ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ 20 ሊትሮ ዝሕዝ መኽደን ዘለዎ ባልዲ ክትዕድግ ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 19, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 27, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ

በመ/ቤቱ ተርሚናል ውስጥ ለቢሮ/ሱቅ የሚሆን ኣንድ ክፍል፣ ለዕቃ ማሽግያ እና ለኢትፎርመሽን ደስክ የሚሆን ባዶ ቦታ በጠረታ ለማከራየ ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥር 15, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሮብ ጥር 21, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ማክሰኞ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ

ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ንዝተገለፁንብረት ማለት ውን

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 14, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 21, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌትሮኒክስ፣ ቐዋሚ ንብረት፣ ናይ መኪና ጎማን ደቐቕቲ ናውትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕግድ ስለ ዝደለየ ዝምልከተኩም ምቅረብቲ ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ ተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 6, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 22, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ

Ezana Mining Development PVT LTD Co

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Tuesday 31st, December 2013 12:00 am (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Friday 28th, March 2014 12:00 am (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Tuesday 10th of September 2013 12:00 am
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ