ኤጀንንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክለል ትግራይ ንኤጀንሲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግን ክስርሕን ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ጥሪ 25, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 9, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 9, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ንዝርከባ ተሽከርከርቲ መካይን ንበጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ዘገልግል ጎማ ፣ ካላማደሪያ ናይ መኪና ወንበር መሸፈኒን ጨርቂን ሙቐት መካላኸሊን ዕደጋ ከካይድ ስለዝደሊ እዞም ዝስዕቡ ሮቆሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንዉድድር ይዕድም

  • Posted Date: ሶኒ ጥሪ 23, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 8, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: እንዳሰላሰ
  • Bid Opening Date: የካቲት 11, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ወ/ደ/ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ንዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዩ መንግስቲ ዝጥቀማሉ ዝተፈላለዩ ኤሌክትረኒክስ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

  • Posted Date: ሶኒ ጥሪ 23, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 9, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ደጎዓ ተምቤን
  • Bid Opening Date: የካቲት 9, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ዝስዕቡ ናይ ፅሬት ኣቁሑ(sanitation Materials) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ጥሪ 23, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 3, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 3, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ንመሳርሒ ፅሕፈት፣ አቁሑት ፅሬት፣ መሳርሒ ህንፃ ፣አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፣ቼክዳማት ንምስራሕ ፣አቁሑት ቢሮን ገዛን ምቅራብን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥሪ 24, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 8, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ኣፅቢ ወንበርታ
  • Bid Opening Date: የካቲት 8, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ስራሕቲ ማይ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ገዛ ፈርኒቸር/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ናይ አናእሽተይ መካይን ጎማ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ሰሉስ ጥሪ 24, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 7, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 7, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንተምሃሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ወንበር፣ ሸልፍ መስርሒ አቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ሰሉስ ጥሪ 24, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 7, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 7, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

የትግራይ ክልል ግብርናና ገጠር ልማት ቢሮ ከዚህ በታች የተጠቀሰዉን የግብርና ልማት መገልገያ በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • Posted Date: ማክሰኞ ጥር 24, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 24, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 24, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ሕርሻ መሺነሪ/

የትግራይ ክልል ግብርናና ገጠር ልማት ቢሮ ከዚህ በታች የተዘረዘሩትን ዕቃዎች ማለትም ሎት 1 የማጋጋዣ አገልግሎት /ትራንስፖርት፡ ሎት 2 የእርሻ መሣሪያዎች ፡ሎት 3 ጋብዮን፡ ሎት 4 የመስኖ መሣሪያዎች ፡ ሎት 5 ኬሚካል በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • Posted Date: ማክሰኞ ጥር 24, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 8, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 8, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ሕርሻ መሺነሪ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/