ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ናይ ዝተፈላለዩ ናይ ኮምፒተር መለዋወጢ ተዛመድትን ኣቐሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ሰለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ንክተቕርቡ ንዕድም

  • Posted Date: ሶኒ ጥሪ 16, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 1, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 1, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ሰለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ንክተቕርቡ ንዕድም

  • Posted Date: ሶኒ ጥሪ 16, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ጥሪ 28, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 28, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መጋረጃን ምንፃፍን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን አብ ዘበነ 2008 ዓም ናይ ዝተፈላለዩ ማይ ተንከፍ ስራሕቲ ፅሩይ ዝስተ ማይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ ስለዚ ኣብቲ ጨረታ ክሳተፉ እትደልዩ ሕጋዉያን ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ሶኒ ጥሪ 16, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 1, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ቆላ ተምቤን
  • Bid Opening Date: የካቲት 1, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 15,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ስራሕቲ ማይ/

መቐለ አሉላ አባነጋ ዓለም አቀፍ ኤርፖርት አስተዳደር ለ አክሱም ለተያዩ ሰራቸኞች የስራና ደንብ ልብሶች በጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

  • Posted Date: ሰኞ ጥር 16, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ጥር 27, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥር 27, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 20.00
  • Tender Category ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/

ኮሌጅ ትምህርትን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብዩ ዓዲ ኣብ 2008 ዓ∙ም ንካልኣይ ትልሚ ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈለላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ፡ላፕቶፓት ፣መሳርሒ ሙዚቃ፣ ኬሚካላት ፣ኣቁሑት ላባራቶሪ ፣ዕጥቅታት ስፖርት ፣ናይ ተምሃሮ ወንበርን ፣ዝተፈላለዩ መፅሓፍቲ ካልኦት አቁሑትን ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ጥሪ 16, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 1, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ዓ/ዓዲ
  • Bid Opening Date: የካቲት 1, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

በሀገር መከላከያ ሚኒስቴር የማዕከላዊ ዕዝ ጠቅላይ መምሪያ ከዚህ በታች የተረዘረዘሩትን ዕቃዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • Posted Date: ሰኞ ጥር 16, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ጥር 27, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ሽረ
  • Bid Opening Date: ጥር 27, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንከይዲ ስራሕ ልምዓት ትልሚ ሞያን ፍቃድን ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሕትመታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከሕትምን ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ቀዳም ጥሪ 14, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ጥሪ 30, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 30, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ሕትመት ስራሕቲ/