ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንዝርከብ ላይብረሪታት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት መፃሕፈቲ ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 8, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 22, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 22, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 20.00
  • Tender Category መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/

በኢፌዲሪ በግል ድርጅት ሠራተኞች ማህበራዊ ዋስትና ኤጀንሲ ሰሜን ሪጅን ፅቤት በ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ከዚህ በታች በሎት የተዘረዘረዉ ቀዋሚ እና አላቂ ዕቃ በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

  • Posted Date: ሮብ ኅዳር 8, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ኅዳር 16, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ኅዳር 16, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኤጀንሲ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ ንቤት ፅሕፈቱ ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ናዉታት ፅሕፈት መሳርሒ ተዛመድትን ጉደያትን : ዲስክቶፕ ኮምፒተር : ላፕቶፕ ኮምፒተር : ዲጂታል ካሜራ : ፕሮፊሽናል ቪድዮ ካሜራ : ፕሮጀክተር : ስካነር : ፕሪንተር ፍላት ስክሪን ቴለብዥን : ካልኦት ኤሌክትሮንክስ ን ኤሌትሪካልን : ናይ ቢሮ ፈርኒቸር : መጋራጃን : ናዉቲ ፅሬት : ናይ ትዮታ ዳብል ካፕ መኪና ስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 7, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 20, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 21, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኤጀንሲ ልምዓት ደኣንት ክልል ትግራይ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝርከባ 52 ከተማታትን ወረዳታትን ስራሕ ንዘይብሎም ወገናት ስራሕ ዕድል ክፈጥሩ ዝክእሉ ሃፍተ ገነት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ፅንዓት ከካይድ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ሕዳር 6, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 13, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 13, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ/

ማእከላይ ሆስፒታል ሞኸኒንግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ሰንበት ሕዳር 5, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 20, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መኮኒ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 20, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ንካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ታዳጊ ዉሃ ኢትዮዽያ ከተማ ኣላማጣ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፡ኣቁሑት ኬሚካልን ቤተ ፈተነ ፡ ናይ ቤተ ንባብ መፃሕፍቶ፡ ዕጥቂ ስፖርት ፡አቁሑት IT ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰንበት ሕዳር 5, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 12, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ኣላማጣ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 13, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ ን 2008 ዓ/ም ዘገልግል ሎት 1 ኤሌክትሮ ሚካኒካል ስፔር : ሎት 2 ሃንድ ሴት ቱል : ሎት 3 ፅሕፈት መሳርሒ : ሎት 4 ሃንድ ሴት ስልኪ ሬድዩ ርክብ : ሎት 5 ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ

  • Posted Date: ሰንበት ሕዳር 5, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 15, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date:
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጀንሲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ኤሌክትሮኒክስ : ፈርኒቸር : ፅሬት አቁሑ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ ትደሊዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይዕድም

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 3, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 17, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 17, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/