...30 ሐባ ናይ አናሽተይ መኪና ጎማ :151 ሐባ ናይ ዓበይቲ መኪና ጎማ :938 ሓባ ናይ ማን ትራክ ጎማ ንዓማዊል ግልፂ ጨረታ ብምወፃእ ሕጋዊ ስራሕ ፋቃድ ንግዲ ንዘለዎም ተጫረቲ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 8, 2018 (15 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ዳርጋ 1 መዓልቲ ቐርዩዎ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 24, 2018 4:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ትካልና ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ናይ ሲኖትራክ ፅገና ንምስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ በዘለዎም ተጫረቲ ዉዕሊ ኣሲሩ አብ ትካልና ዝርከብ ጋራጅ መፂኦም ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት መጋቢት 27, 2018 (26 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 8, 2018 3:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 8, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሐላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንተካልን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ረዉ ማተሪያልስ ማለት ጥረ ኣቅሑት ሐደ ከለር ማሰተር ባች ቢዚ ከለር : ክልተ ካልሸየም ካርቦኔት ሰለሰተ ለዉ ዴንስቲ ፖሊታይሊን ኤልድቢኤ: ኣርባዕተ ኦሌ ፕሮፊሊን ፒፒ ራፍያ : ሓሙሽተ ኦሌ ፕሮፊሊን ፒፒ ኮአቲንግ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 17, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 10, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 10, 2018 4:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

ትካልና ፋብሪ ስሚንቶ መሰቦ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ድሕንነት መሳርሒታት ማለት እዉን ሴፍቲ ማተሪያልስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 3, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 22, 2018 3:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት/

ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ትካልና ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ናብ ሓዊደላን መስንቆትን ማይ ንምምላስ 10 M3 ዝሕዝ ቦቲ ብቅዓት ብዘለዎም ተጫረቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 1, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 3, 2018 3:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 3, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንአገልግሎት ፍሪያት ዝጥቀመሎም ጥረ ኣቅሓ ፒትኮክ ኦምፕርትድ በዝሒ 22 ሽሕ ሜትሪክ ቶን ንሕጋዊያን ኣቅረብቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 28, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 17, 2018 9:45 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 17, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/

ትካልና ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ናብ ሓዊደላን መስንቆትን ማይ ንምምላስ 18 M3 ዝሕዝ ቦቲ ብቅዓት ብዘለዎም ተጫረቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 23, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 26, 2018 3:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 26, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/

ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ካብ 70 ካሬ ከባቢኡን ናብ ፋብሪካ ስሚንቶ ንሰራሕተኛታት አገልግሎት ሰርቢስ ንጉሆን ምሸተን ኣብፂሕካ ንምምላስ ንሰርቪስ አገልግሎት እትዉዕል ቀዳማይ ብርኪ ሃይርፉን : ኮስተር ሚኒባስ መኪና ብጨረታ አወዳደሪ ዉዕሊ ብምእሳር ክስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 7, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 14, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 14, 2018 4:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ፋብሪካ ስምንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ሃይ ፕሪጀር ፓምፕ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 30, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 26, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 26, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ፋብሪካ ስምንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ቮልት ኖት ሻፍት ሶል ሚካኒካል ኤንድ ኤሌክትሪካል ማተሪያልስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 30, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 26, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 26, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/