...ት ማእኸላይ ኮቦርታ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 13, 2018 (4 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 18, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ዳርጋ 1 መዓልቲ ቐርዩዎ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 18, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

...ን ሎት-2፦ 50 ኪሎ ዝሕዝ መሸማዕ ሎጎ ዘይብሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 12, 2018 (5 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 17, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (6 ሰዓታት ቐርዩዎ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 17, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ናገዛ ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2018 በጀት ዓመት ሎት-1፡ ሃልቕቲ ናውቲ ፅሕፈት ሎት-2፦ ሃለቕቲ ናውቲ ፅርየት ሎት 3፦ኮቦርታ(Mini blanket) ሎት-4፦ ላስቲክ ሎት-5 ናይ ከበድቲ መሸነሪ መለዋወጢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 2, 2018 (15 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 6, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 6, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን / ናይ ቢሮ አቁሑት/

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2018 በጀት ዓመት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 12, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 18, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 18, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮን ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2018 ዓም በጀት ንፊኖ ዝከዉን ፅሬቱ ዝሐለወ ደረቅ ጥረ ስርናይ : ዘይቲ ብልዒ : ሽኮር : ዓተር ክክዕ በቢሮ ዝቀርብ ሳምፕል መሰረት ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 26, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 30, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 30, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2018 በጀት ዓመት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ተሸከርከርቲ ዘይትን ቅብኣትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 27, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 27, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ናይ ፅርየት ኣቕሑ መሳርሒ፡ሃለኽቲ ፅሕፈት መሳርሒ፣ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ ኣቕሑ( Furniture)ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 14, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 23, 2017 8:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 23, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ናይ ፅርየት ኣቕሑ መሳርሒ ሃለኽቲ ፅሕፈት መሳርሒ፣ዝተፈላለዩ ናይ ኤለክትሮኒክስ ኣቕሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 3, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 17, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 17, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ ቢሮ ስላምን ፀጥታን ትግራይ ግንባር ደቡብ ኣርሚ 26 ዘፈር ፋይናንሰ ናይ ምምራትን ምቕራብን ባኒ ብስርዓት ዕደጋ ብማሸን ሰንኪቱ ዘቕርብ ብግልፂ ጨረታ ከወዳደር ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 1, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 12, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 12, 2017 3:45 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥትን ቢሮ ክልል ትግራይ ን2017 በጀት ንፊኖ ዝከዉን ፅሬቱ ዝሐለወ ደረቅ ስርናይ :ዘይቲ ብልዒ :ሽኮር :ዓተር : ክክዕ ብጨረታ አወደዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 11, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 18, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 18, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /