ዓለም ለኸ ባንኪ አንበሳ ማ.ኣ ቤት ፅ/ሕፈት ሰሜን ሪጅን ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ መኪና ጎማታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ነቶም ዝተፈላዩ ዓይነት በዝሒ ዘለዎም ዘገልገሉ ጎማታት ንምግዛእ እትደልዩ ኣብ ዓዲ ሓ ኣብ ዝርከብ መክዘን ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ብኣካል ብምምፃእ እቶም ኣቅሑት ብምርኣይ ናብ ዝተዳለወ ቅጥዒ ዋጋ መልእኩም ክትቅርቡ ብክብሪ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 7, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 12, 2012 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጉንበት 12, 2012 10:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 500.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኣንበሳ ኢንተርናሽናል ባንክ ኣ.ማ ሰሜን ሪጅን ፅ/ቤት በስሩ ለሚገኙ22/ሃያ ሁለት/ ኣዳዲስ እና በስራ ላይ ያሉት ቅርንጫፎች በዘርፍ በተሰማሩ ድርጅቶች በኣለሚኒየም የጥበቃ ቤት (SENTRY BOX ) በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ ለማሰራት ይፈልጋል።ስለሆነም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 20, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 28, 2013 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጥቅምቲ 28, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/