ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ንናይቲ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ካዳሰተር ሲሰተም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኔትወርክ ዝርገሐ ሲሰተም: ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ካብ ናይ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን አገልግሎት ክረክብን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 17, 2018 (10 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 25, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 25, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 140,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና/

...ት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 14, 2018 (13 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 27, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (12 ሰዓታት ቐርዩዎ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 27, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 16,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2,000.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

...ዉገዱ ዝግብኦም ዝተፈላለዩ ዓይነታት ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሽየጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 13, 2018 (14 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 29, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (2 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 29, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ዘገልገለ ዝዉገድ ንብረት ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ዓዲግራት ኣብ ዉሽጡ ዝረከብ ዘገልገሉ ወይድማ ዝዉገዱ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 10, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 22, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ንናይቲ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ቲዩታ ላንድ ኩርዘር መኪና መለዋወጢ ኣቀሑትን : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቀሑትን ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን አገልግሎት ክረክብን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 12, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 14, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 14, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ናይ ቲዩታ ላንድ ኩርዘር መኪና መለዋወጢ ኣቀሑትን 5000 ቅርሺ : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቀሑትን 20000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2,000.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ንአገልግሎት እቲ ቤት ፅሕፈት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 30, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 10, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 10, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ንቤት ፅሕፈቱ አገልግሎት ዝዉዕል ናይ ሎደር መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብመደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 21, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 21, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2,000.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ዓዲግራት ንአገልግሎት እቲ ቤት ዕዩ ዝዉዕሊ ናይ ቄራ ሲኖትራክ መኪናን ናይ ሎደር መኪናን መለዋወጢ ኣቅሑት ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ግልጋሎት ክረክብን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 13, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 24, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ናይ ቄራ ሲኖትራክ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት 5000 ቅርሺ : ናይ ሎደር መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት 16000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2,000.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ንከተምኢ አገልግሎት ዝዉዕሉ ሎት ክልተ ባዶ ክልተ ባዶ ሰለሰተ ባዶ ኣርባዓተ ሎት ሐደ ድማ ቀበሌ ባዶ ሐደ ባኣዶ ሓሙሽተ ባዶ ሽድሽተ ደረቀ ጎሓፍ ምእካብን ምጎዓዓዝን ካብ ናይ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከረክብ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 24, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 5, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 5, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2,000.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራትን ንኣገልግሎት እቲ ቤት ፅሕፈት ዝዉዕል ደረቅ ጉሓፍ ምእካብን ምጉዕዓዝን ካብ ናይ ስሩዕ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክተክ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 5, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 13, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 120,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2,000.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/