ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ግልፂ ጨረታ ምዉጋድ ንብረት ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ብኣዋጅ ቁፅሪ 255/2007 ብተወሳኪ ድማ ብቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ክልል ትግራይ ብዕለት 21/8/2018 ዓም ብቁፅሪ ተፈ 16B26 ብዝተዉሃቦ ተሽከርክርት ናይ ምዉጋድ ዉክልና መስረት ዝተፈላለያ ዝተበላሸዋ ሞትር ሳይክልን መኪናን ንምዉጋድ ብጨረታ አወዳደሩ ክይሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 22, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 29, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ላዕላይ ቆራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 29, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2018 በጀት ዓመት ሎት-1 ናውቲ ኤለክትሮኒክስ ፥ ሎት-2 ናይ ጀነሬተር መለዋወጢ ፥ ሎት-3 ናውቲ ቢሮ(Furniture) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 20, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 24, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ብግልፂ ጨረታ ክሸይጥ ሰለዝደለየ ድልየት ዘለኩም ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 20, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 24, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 66,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ኣብ ሴክተራት ግልጋሎት ዝሃቡ ዝነበሩ ዝተፈላለዩ መካይንን ናይ መካይን ክፋላት ንብረታት ብሓራጅ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 20, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 30, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 30, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • ጨረታ መደብ መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ምግቢ ነክ ኣቑሑ (Food items) ፥ ናይ ፅሬት ኣቑሑ(sanitary materials) ፥ ሳኒቴሽን (Sanitation materials) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 19, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 23, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 24, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ናይ መኪና ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 19, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 23, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 23, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ መኪና ኣቁሑት ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 19, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 23, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 24, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኮሌጅ ሰነ ጥበባት ትግራይ ናይ ፅሕፈትን ስእልን ኣቁሑት ብምልክታ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 19, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 24, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 24, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ንሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ ናይ ሕክምና ላባላቶሪ ሪፖረት Abolatory Repor「 form /ሕትመት ንክንገዝእ ሰለ ዝደለና ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 19, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 23, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኩሓ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 23, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ናይ እስተሽነሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 18, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 22, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 22, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/