ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትና ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ስለ ዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 4, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 8, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 8, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ንእሽተይ ማስታወሻ ንምገዛእ ስለ ዝደለየ ፕሮፎርማ ዕድጊት ክትወዳሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 3, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 8, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 8, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱትሪን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል 1 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ናዉቲ ፅገና 2 ናይ መኪና ሕፅበት ላቫጆ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎረማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ስለዝድለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ እዚ ዝስዕብ ረቓሒ ክተማልኡ ይግባእ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 3, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 7, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 7, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፀጥታ ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ግዚኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ በፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 3, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 8, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 8, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ዓባይ ሰርቢስ መኪናን ንናይ ፎርድ መኪና ኣቁሑትን ኣወዳዲሩ ክገዘእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ዘትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 3, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 7, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 7, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 3, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 7, 2011 7:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 7, 2011 7:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈታት ዝድሊ ኣቑሑ ኣገልግሎትን ዝዉዕል ናፍጣ ጀነሬተር ሶላር ብተወሳኪዉን አቑሑት ናዉቲ ቢሮ ማለት እዉን ፈሪኒቸር ናይ ሞንታርቦ እስፒከር ዓመታዊ ባኒ ምቅራብ ዓመታዊ ፅገና ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 3, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 20, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 20, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢ ዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ዘሎ ናይ ከለር ፕርንተር ቀለም ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 2, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 7, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 7, 2011 4:02 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሎሚ ዘበን ንዝኽበር በዓል ኣሸንዳ 2011 ዓ/ም ምክንያት ብምግባር ነቲ በዓል ዘዳምቁ ስቴጅ መደረኽ ላይት መብራህቲ ፣ ሳዉንድ ሲስተም ፣ ርችት፣ ዱንካናት ኣናእሽተይ ስቴጃት ፣ ወናብር፣ ምንፃፍ ፣ ፋዉንቴን ፡ተፈጥራኣዊ ዕምበባ ካልኦት ንምክራይ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 2, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 10, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 10, 2011 10:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት/

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማይኒ ሸራሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ዕቀባ ንብረትን ምምሕዳር ፋይናንስን ንሰራሕተኛታቱ ንበጀት ዓመት 2012 ዓም አገልግሎት ኪራይ ሰርቪስ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 2, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 16, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 16, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/