2ይ ግዜ ጨረታ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ኣብ 2012 ዓ/ም ንተምሃሮ ቀለብ ዝዉዕል ኣዝቤዛ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 1, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 15, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 15, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቢሮ ሕርሻን ገጠርን ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቁሑት ማት አዉን 1 ዓመታዊ ፅገና ዓበይትን ኣናእሽተይን ተሽከርከርቲ 2 ዓመታዊ ሕፅበት መኪና ማለት እዉን ላባጆ 3 ዓመታዊ ፎቶ ኮፒ 4 ፅገና ኤሌክትሮኒክስ ኮምፒተርን ተዛመድትን ብጨረታ ኣወዳዲረ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 1, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 14, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 14, 2011 3:32 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: %
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ጉ/መ/ ስ ክልል ትግራይ 60 ሰባት ዝፅዕና 9ተ ቀዳማይ ደረጃ ኣዉቶብሰት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ስለዝድሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 30, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 3, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 3, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ሕትመት ፓዳት ንክናስርሕ ኣቁሑት ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረት ማለት እዉን ብፕሮፎርማ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 30, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 3, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 3, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ጨረታ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሰልጥን ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 30, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 2, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 2, 2011 8:02 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት/ ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ/

ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ካላማደርያ ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 30, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 3, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 3, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ንቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ክፍለ ከተማ ን ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መስተንግዶ ግልጋሎት ኣብ ናይ ባዕሉ ግቢ ዉሽጢ ግልጋሎት ክረክብ ስለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዓይነት ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 30, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 1, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 2, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/

ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ክገዝእ ስለ ዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ዘሎ ወግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 30, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 2, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 2, 2011 10:02 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈት ቤት መዘገጃ ግልጋሎት ዝዉዕል መኪና ክራይ ግልጋሎት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ስለዚ በቲ ወፃኢ ዘሎ መምርሒ መሰረት ዘማለአ ነገጋዳይ ኣብቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ክወዳደር ይክእል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 30, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 1, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 2, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ ንእስራት ቀለብ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ባኒ ምቅራብ ግልጋሎት ካብ ሕጋዊያ ንነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ስለዚ በቲ ወፂኡ ዘሎ መምርሒ መሰረት ዘማለአ ነጋዳይ ኣብቲ ፕሮፎርማ ክወዳደር ይከእል