ኣብ ሚሊ ከተማ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ናይ ማይ ምምልላስ አገልግሎት ዝትሕብ ቦጥ መኪና ብጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ንምዕሳር ስለዝደሊ ኣብ ታሕቲ ዝተጠቐሱ ረቋሒታት ተማልኡ ናይ ማይ መመላለሲ ቦጥ መኪና መካረይቲ ትካላት አብቲ ጨረታ ንክሳተፉ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 13, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 21, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንክ/ከተማሰሜንንቤትፅሕፈታትግልጋሎትዝዉዕልናይደረቕ ጉሑፍ ምልዓል :ናይ ግሪነሪ ማናጅመንት ስራሕቲ: ባጃጅ ኪራይ ግልጋሎት :ባኒ ምቅራብ ግልጋሎት ብግልፂጨረታኣወዳዲሩግልጋሎትክረክብስለዝደሊሕጋዉያንነጋዶክትወዳደሩንዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 14, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 22, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ ኣቅርቦት ምግቢ / መኪና ክራይ/

ማእኸልምርምርሜካናይዜሽንሕርሻኢነርጂገፀርን መቐለ ናይ መኪና ታክሲ ክራይ ግልጋለት ሰርቪስ ንምሃብ ብግልፂጨረታኣወዳዲሩክዕድግይደሊ ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 8, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 21, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ቤ/ፅ ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ/ተምቤን 2008 ዓ/ም ናይ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ግልጋሎትን ማለተ እዉን

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 27, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 22, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ቆላ ተምቤን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ መኪና ክራይ/