ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት አብ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ንትካልና ከገልግሉ ዝክእሉ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ (ከም ከምፒተር :ፕሪንተር :ላፕቶፕ ካልኦት) ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቁሑት : ኦፊስ ፈርኒቸራትን ናይ ኣብያተ ትምህርቲ (ወንበር ስቱል ወዘተ) :ናይ ሕተመት ስራሕቲ :መኪና ፅገና : ግልጋሎት ቢያጆ ምጉዓዝን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ነዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ መሰረት ጌርኩም ክትወዳደሩ እትደልዩ ብኣኽብሮት ፃዉዒት የቕርብ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 1, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 15, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 15, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ መኪና ክራይ/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ንዉሽጣ ዉሽጢ ፅርጊያ ከተማና ዝከዉን ዝተመረፀ ሓመድ ካብ ጭኒ ክፅዕን ስለ ዝደሊ ወነንቲ ገልባጭ መኪና በዚ ዝስዕብ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 25, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 7, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 7, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ንቤት ፅሕፈት ሃፍቲ ማይን መዓድንን ኢነርጅን ግልጋሎት ዝዉዕል ሲሚንቶ ካብ መቐለ መሰቦ ሲምንቶ ፋብሪካ ናብ ወረዳ መረብ ለኸ ቤት ፅሕፈት ሃፍቲ ማይን መዓድንን ኢነርጅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከጋዓዕዝን ከምኡዉን ንቤት ፅሕፈት ገጠር ልምዓት ሕርሻን ቀለብ ወይድማ መኖ ናይ እንስሳ ክዕድግን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 2, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 18, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 18, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ መኪና ክራይ/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ብተከታታሊ ን 6 ኣዋርሕ ዝፀንሓ 8 ሰባት ዝሕዛ 6ተ ሃርድቶፓት መካይን ኣብ ዝተፈላለየ ሆስፒታላት ግልጋሎት ዝህባ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 7, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 24, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 24, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስነ ወረዳ ኣሕፈሮም አብቲ ወረዳ ንዝሳለጡ መሰረት ልምዓት መሳለጢ ዝዉዕል ካብ መሰቦ ስሚንቶ ፋብሪካ ናብ እንትጮ ስሚንቶ ከጓዓዕዝ ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋዉያን ነጋዶ ወይ ሰብ ደረቅ ፅዕነት መካይን ንክትጫረቱ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 18, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 3, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣሕፈሮም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 3, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ ከይዲ ስራሕ ፅሬትን ፅባቀን ግልጋሎት ዝዉዕላ ሴኪፕሎደራት ክራይ ዕድጊት ንምፍፃምብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ብዓዉደ ስራሕ ማሽነሪ ክራይ ፍቃድ ዘለኩም ወይድማ ስኬፕሎደራት ተቅርቡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 14, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 30, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 30, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/

ኣበርገለ ዓለምለከ ልምዓት ሃፍቲ እንስሳት ኣብ ኣሉላ ኣባነጋ መዕረፎ ነፈርቲ ዝርከብ ብትን ሳዕሪ ናብ ትካሉ ከጋዕዝ ይደሊ ስለዚ ዉን ካብዚ ንታሕቲ ረቀሒ እተማልኡ ተጫረቲ እቲ ሳዕሪ ካብ ኣሉላ አባነጋ መዕረፎ ነፈርቲ ናብ አበርገለ ዓለምለከ ልምዓት ሃብቲ እንስሳት ከጋዕዝ ዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 12, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 23, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 23, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስረሕቲ ማይ ትግራይ ካብዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደልይ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 5, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 17, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 17, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ሸባ ሌዘር ኢነዱስትሪ ኃ. ዝተ .ዉ ማሕበር ኣብ 2008 ዓም ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኣቁሑ ፅዕነት አገልግሎት ንምርካብ ብጨረታ አወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ዉዕል ክኣስር ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 21, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 28, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 28, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ኣብ ሚሊ ከተማ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ናይ ማይ ምምልላስ አገልግሎት ዝትሕብ ቦጥ መኪና ብጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ንምዕሳር ስለዝደሊ ኣብ ታሕቲ ዝተጠቐሱ ረቋሒታት ተማልኡ ናይ ማይ መመላለሲ ቦጥ መኪና መካረይቲ ትካላት አብቲ ጨረታ ንክሳተፉ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 13, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 21, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/