ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 8, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 13, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 13, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኮሌጅና መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ናይ ህንፃ መሳርሕን ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 8, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 13, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 13, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ካብ CRGE በጀት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት /ጎማ/ ንምግዛእ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 7, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 22, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ ማረት/ እዞም ዝስዕቡ ናይ አሌክትሮኒክስ ኣቁሑ (Electronics Materials) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 7, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 20, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 21, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ ማረት/ እዞም ዝስዕቡ ናይ 45 መዓልቲ ኣባፅሕ ደራሁን ቀለብን ናብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ንምቅራብን ምጉዓዝን (45 days Chickers and Concentrated Feed With Transportatio cost to Different Woreda s of Tigray ) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 7, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 20, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 21, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ናይ ኤሌክትሪክ መካይን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 7, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 13, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዕድጊት መኪና/

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ን ቤ/ት ፅሕፈት ንቺፍ ካብኔት ሴክሬታሪያት ግልጋሎት ዝውዕልናይ መኪና ኣቁሕት ዘይትን ቅብኣትን መለዋወጢ ብፕሮፎርማ ማዕደግ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 6, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 9, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 9, 2018 2:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ን ቤ/ት ፅሕፈት ንቺፍ ካብኔት ሴክሬታሪያት ግልጋሎት ዝውዕልናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ማዕደግ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 6, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 9, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 9, 2018 2:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቢሮ መሬት ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ነቲ ቢሮ ዝዉዕሉ ስፔር ፓርት : መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ካብ ሕጋወያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 6, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 16, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 16, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ስፔር ፓርት 3000 ቅርሺ : መሳርሒ ፅሕፈት 3000 ቅርሺ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 15000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ኣክሱም ኤዝ ፕሮጀክት ብዝተረከበ በጀት ን2018 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒታት ፅሕፈት :ኤሌክትሮኒክስ : ንሆቴል ማናጅመንት ካልኦት ኣቅሑትን ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 6, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 16, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 16, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንእሌክትሮኒክስ 20000 ቅርሺ : ንፅሕፈት መሳርሒ 2000 ቅርሺ : ንሆቴል ማናጅመንት 8000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናገዛ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/