ትካልና ሸባ ሌዘር ኢንዳስትሪ ሓ/ዝተ/ው/ማሕበር ናይ ውልቀ ሃፍቱ ዝኾነ ኣብ መቐለ ሰሜን ክ/ከተማ ፍሉይ ሽሙ ላጪ ጥቓ ቲሹ ካልቸር ዝርከብ ሓደ ዓብይ መጋዝንን ንቤት ፅሕፈት ዘገልግሉ 6ተ ክፍልታትን ዝሓዘ 1500 ካ.ሜ ስፍሓት ቦታ ብዘለዎ ኩነታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 28, 2018 (30 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 6, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 6, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/ ካልኦት ዝሽወጡ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ኣብ 2018 ዓም ኣብቲ ወረዳ ዝረከበ ዘገልገላ ተሽከርከርቲ : መለዋወጢ ኣቅሑት ተሽከርከርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ትካላትን ዉልቀ ሳባትን ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 28, 2018 (30 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 11, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ናዕዴር ዓዴት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 11, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 80,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ትካልና ፍረ- ስዉኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ ኣግበ ዝርከብ ኣብ 5,300 ሜ.ካ ዝዓረፈ ነቲ ፋብሪካ ዝምግብ ተፈጥራዊ ዝፃረ ማይ ብጣዕሚ ተመራፅን ንጥዕና ዝስማዕማዕን ፍልፍል ማይ ዘለዎ መፃረዪ ፋብሪካ ማይ ናይስ ብዘለዎ ኩነታት ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 26, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 11, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 11, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ጨርጨር ኣብ በጀት ዓመት 2018ዓ/ም ካብ ወረዳና ውሽጢ ዝተኣከባ ናይ ህዝብን መንግስቲን ሃፍቲ ዝኾና ንብረት ብጦርነት ዝተቃፀሳ ትርፍራፊ ሓፅነ መፅን ንናይ ብሀራዊ እቶትና ንምዕባይ ብቁራሴ መልክዕ ብግልፂ ጨረታ ጫርቱ ከሸይጥ ይደሊ ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 26, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 7, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ራያ ጨርጨር
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 7, 2018 5:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ትሩዝ ኬሚካል ፋብሪካ ዝተመረፁ ንመኪና ዓበይቲ ጎማ አጫሪቱ ክሸዉፕ ሰስዝደስየ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ/ሩ እተደልዮ ካብ ዕለት 26/8/218ዓ/ም ክሳብ ዕለት 30/8/2018 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ስራሕ ቦታ እናመፃእኹም ክትመዝገቡ ከም እትኽእሉን

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 26, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 1, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 2, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝማሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብ ዘለወኦ ልዑል ምህርቲ ፀባ ዝህባ ሆልስቴን ፍርዥያን ዓሌት ምሩፃት ዓሌት ከፍቲ ብምኸንያት ፅበት ደንበ ከፍቲ ቀኒሱ ክሸይጥ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 21, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 6, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 6, 2018 4:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/

ትካልና ፋብሪካ ዓለባ ኣልመዳ ሓላፈነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታትን እስክራፕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 14, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 27, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 27, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20,000.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ትካልና ፋብሪካ ዓለባ ኣልመዳ ሓላፈነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታትን እስክራፕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 14, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 27, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 27, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20,000.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ኣብ መቐለ ዋና ቢሮን ጋራዥን ኣብ መኽዝኑ ዝርከብ ኣብ ታሕቲ ኣብ ተ.ቁፅሪ 6 ዝተገለፀ ዓይነትን በዝሕን ዘለዎ PVC Casing 6" × 3mን Steel Casing 6" × 6m Blindን Screenን ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክሸይጥ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 14, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 22, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ብቢ ሎቱ ይፈላለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/