ምልክታ ግልፂ ጨረታ
ቤት ፅ/ት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ የጭላ አብ ቤት ፅሕፈት ዝርከቡ ዛገልገሉን ግልጋሎት ዘይሃቡን ዝተፈላለዩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ።
| ተ/ቁ | ዘገልገሉ ዓይነታት ንብረት | መዕቀኒ | መጠን | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ/ም | ብር | ሳ/ም | ||||||
| 1 | GI ትቦ 3/4 | ንሜትሮ | 3/4 | 150 | |||||
| 2 | GI ትቦ 3/4 | ብሜትሮ | 1/4 | 72 | |||||
| 3 | GI ትቦ 1 1/4 | ንሜትሮ | 1 1/4 | 30 | |||||
| 4 | GI ትቦ 1 1/2 | ንሜትሮ | 1/2 | 12 | |||||
| 5 | GI ትቦ 11/2 | ብሜትሮ | 1 1⁄2 | 6 | |||||
| 6 | GI ትቦ 2 | ንሜትሮ | 2 | 78 | |||||
| 7 | GI ትቦ 2 | ንሜትሮ | 2 | 15 | |||||
| 8 | GI ትቦ 2 | ንሜትሮ | 2 | 45 | |||||
| 9 | GI ትቦ 2 | ብሜትሮ | 2/2 | 174 | |||||
| 10 | GI ትቦ 2 | ብኪሎ | 22 | 55 | |||||
| 11 | GI ትቦ 2 riser pipe | ብሜትሮ | 2 1/2 | 66 | |||||
| 12 | GI ትቦ 3 | ብሜትሮ | 3 | 72 | |||||
| 13 | GI ትቦ 4 | ብሜትሮ | 34 | 24 | |||||
| 14 | GI ትቦ 4 | ብሜትሮ | 4 | 80 | |||||
| 15 | GI ትቦ 4 | ብኪሎ | 4 | 120 | |||||
| 16 | GI ትቦ ባራንኮ | ብቁፅሪ | 1 | ||||||
| 17 | ቆርቆሮ | ብቁፅሪ | USG 28 | 22 | |||||
| 18 | ባህርዛፍ | ብቁፅሪ | 8 | 29 | |||||
| 19 | GI ኬዚንግ 8 | ብኪሎ | 8 | 1 | |||||
| 20 | በርሚል | ብቁፅሪ | 22 | ||||||
ቤት ፅ/ት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ የጭላ አብ ቤት ፅሕፈት ዝርከቡ ዛገልገሉን ግልጋሎት ዘይሃቡን ዝተፈላለዩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ።
| ተ/ቁ | ግልጋሎት ዘይሃቡ ዓይነታት ንብረት/ሓደሽቲ | መዕቀኒ | መጠን | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ/ም | ብር | ሳ/ም | ||||||
| 1 | GI ካፒለር 1/2 | ቁፅሪ | 1⁄2 | 600 | |||||
| 2 | GI ዩኔን 1/2 | ቁፅሪ | 1/2 | 400 | |||||
| 3 | GI ዩኔን 1 | ቁፅሪ | 1 | 50 | |||||
| 4 | GI ቲ 1 | ቁፅሪ | 1 | 30 | |||||
| 5 | GI ካፒለር 1 | ቁፅሪ | 1 | 50 | |||||
| 6 | GI ኢልቦ 1 | ቁፅሪ | 1 | 30 | |||||
| 7 | GI ኢልቦ 1 2 | ቁፅሪ | 11⁄2 | 50 | |||||
| 8 | GI ዩኔን 1 1/2 | ቁፅሪ | 11⁄2 | 100 | |||||
| 9 | GI ኢልቦ 2 | ቁፅሪ | 2 | 20 | |||||
| 10 | GI ኢልቦ 2 2 | ቁፅሪ | 2/2 | 20 | |||||
| 11 | GI ካፒለረ 2 1/2 | ቁፅሪ | 2%2 | 20 | |||||
| 12 | ቆፀርቲ 11/2 | ቁፅሪ | 11⁄2 | 80 | |||||
| 13 | ቨርቲካል ቆፀርቲ 2 | ቁፅሪ | 2 | 15 | |||||
| 14 | ቆፀርቲ ፍላንጅድ 3/80 | ቁፅሪ | 3 | 5 | |||||
| 15 | ቆፀርቲ 1 2 /50 | ቁፅሪ | 11⁄2 | 5 | |||||
| 16 | GI ካፒለር 1 1/4 | ቁፅሪ | 1 1/4 | 95 | |||||
NB : አብዞም ልዕል ኢሎም ዝተዘርዘሩ ዛገልገሉ ዝውገዱ አቁሑት ዝተቀመጠሎም መዓቀኒ በዝሒ ኪሎን ሜትሮን ክውስኽ ወይ ክቅንስ ከምዝክእል ተጫረቲ አካላት ክትፈልጡ አለኩም።
መምርሒ ተጫረቲ ምውጋድ ንብረት
1. ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ ዕለት 17/09/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 26/09/2018 ዓም ንጉሆ ስዓት 3:00 ተዓፅዩ ልክዕ አብዚ ዕለት እዚ ስዓት 3:30 አብ ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ወ/ አ የጭላ ጨረታ ዝክፈተሉ ግዜ ይከውን። አብዚ ክትጫረቱ እትክእሉ ሰባት ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 1000 ብር/ ሓደ ሽሕ ብር/ክኸፍል ዝክእል እንትከውን ንናይ ጨረታ መኸበሪ 10,000 ብር/ዓሰርተ ሽሕ ብር /ጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ cpo ከትሕዝ ዝክእል።
2. ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ አማራፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብከፊል ጨረታ ናይ ምዝራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።
3. ዛሸነፎ ንብረት አብ ውሽጢ 10 መዓልቲ እንተዘይ አልዒሉ ናብ ቤት ፅሕፈትና አታዊ
ይከውን። ካሊእ አብ አዋጅ ቁፅሪ 3/2009 ብዘሎን ነዚ ብተግባር ዝወፀ
መምርሒን/ምም/ር ብዘአዘዞ መሰረት ይፍፀም። እዚ ዝሰፈረ ምስቲ አዋጅን መምርሕን ዝጓነፅ ቃል ከም መምርሒ ኮይኑ አየግልግልን።
4. ብቤት ዕዮ ዝውገድ ግምታዊ ዋግኡ ካብ 500,000 ንላዕሊ እንትከውን መክበሪ ጨረታ 10,000 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ cp0 ከቅርብ አለዎ ።
5. ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ቤት ዕዮ አብ ሰነድ ጨረታ አብ ዘቅጦ ግዜ ውሽጢ ገንዘብ አታዊ ክገብር እንተዘይክኢሉ ዘትሐዞ መክበሪ ጨረታ ተወሪሱ ናብ መንግስታዊ አታዊ ይገብር።
6. ተጫራቲ ዝሰዓሮ ንብረት ገንዘብ አታዊ ካብ ዘገበረሉ ዕለት ጀሚሩ ዝሕሰብ አብ ወሽጢ 10 መዓልቲ ከልዕል ብፅሑፍ ተሓቢርሉ ዝሰዓሮ ንብረት ከልዕል እንተዘይክእሉ ን 3 ተከታታሊ መዓልቲ ህዝቢ አብ ዝሪኦ አደባባይ ምልክታ ብምልጣፍ በዓል ዋና ከቅርብ
እንተዘይክኢሉ ንብረቱ ይውረስ።
7. ንብረት ወጋዲት ኮሙቴ ዕለትን ስዓትን መዕፀዊ ጨረታ አኪሉ ሳፁን ጨረታ ክዕሽጉ አሎዎም። አብዚ እዋን መቅረቢ ጨረታ ምስ ሓለፈ ዝቀርቡ ሰነድ ጨረታ ተቀባልነት የቡሉን።
8. እኩላት ተወዳደርቲ እንተዘይተረኺቦም ወይ ዝቀረበ ዋጋ ትሕቲ መበገሲ ዋጋ እንተኮይኑ ቤት ዕዮ ንካልአይ ጨረታ ካውፅእ ይክእል፡፡
9. ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት አብ ምክፋት ክርከቡ ከምዝክእሉ ይዕድም። ይኩን
እምበር ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ብዘይምርካቦም ከይዲ ምክፋት ጨረታ አይተዓናቀፍን።
10. ተጫረቲ ዛቅረብዎ ዋጋ አብ ምክፋት ጨረታ ሽም ተጫረቲ ዛቅረብዎ ዋጋ ዛትሐዝዎ መክበሪ ጨረታን ብዝስማዕ ድምፂ እናተበበ ዝክፈት ኮይኑ አብ ቃለ ጉባኤ ይምዝገብ።
11. አብያተ ዕዮ መንግስታዊ ንብረት አብ ዝውገደሉ እዋን ውዕሊ ምእሳር አድላይ ኮይኑ አብ ዝረኸብዋ እዋን አብ ሰነድ ጨረታ ብዛመላከትዎ መሰረት ውዕሊ ክአስሩ ይክእሉ እዮም።
12. አብዚ ዓንቀፅ ንኡስ ዓንቀፅ 8 ዘተገለፀ ሕሉው ኮይኑ ሰዓራይ ውዕሊ ብምእሳሩ ምክንያት ገንዘብ አተዊ ክገብር መክበሪ ጨረታ አይምለሰሉን።
13. ናይ ዝተሰዓሩ መክበሪ ጨረታ ዝምለስ ድሕሪ ውሳነ ሓላፊ ወይ ጨረታ ምፅዳቅ ኮይኑ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ደረጃ ዝወፁ ተጫረቲ ዘትሐዝዎ መክበሪ ጨረታ ቀዳማይ ዝወፀ ፍቃደኛ ምኻኑ ተረጋጊፁ ዝምለስ ይከውን።
14. ቀዳማይ ዝወፀ ተጫራታይ ፍቃደኛ እንተዘይኮይኑ ዘትሐዞ መክበሪ ጨረታ ክውረስ ብምግባር ብመሰረት ዕደጋ ፅንዓት አዋፃኢ ኮይኑ እንትርከብ ንካልአይ ዝወፀ ተጫራቲ ሰዓሪ ክኸውን ይክእል እዩ።
15. ቤት ፅ/ትና 20% ንብረት ምቅናስን ምውሳክን መሰሉ ሕሉው እዩ።ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖስታ /ኦርጅናልን ኮፕን /ተዓሽጉ ክቐርብ ይክእል፡፡ካሊእ አብ አዋጅ ቁፅሪ3/2009 ብዘሎን ነዚ መተግበሪ ዝወፀ መምርሒ ን/ምም/ር 9/2009 ብዘአዘዞ መሰረት ይፍፀም።አብዚ ዝሰፈር ምስቲ አዋጅ መምርሕ ዝጓነፅ ቃል ከም መምርሒ ኮይኑ አየግልግልን።
- ንዝበለፀ ሓበሬታ ንምርካብ ብቁፅሪ ስልኪ 0914877246 ምድዋል ይክአል ።