ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ምስ france EMBASY ብምትሕብባር ኣብ ነጋሽ ንዝርከብ site WGSS MAIERIAL ንብረት ከም PLASTICS MESH ፣ BROMM SHAMPOO ፣ ... ወዘተ ዝአመ ዉዕሊ አሲራ ክትዕድግ ስለዝደለየት ሕጋዎት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 10, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 16, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 16, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሓ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 10, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 13, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ቢሮ ኣቑሑት (Office Furnucher) ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 10, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 13, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ማሕበር አትክልት ፍራምረን ማእኸል ዕዳጋ መቀለ ኣብ ናይ 2018 በጀት ዓመት ኣብ ከተማ መቀለ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ፍሉይ ቦታ ኣብ ሚዘር 70 ካሬ ንዝስራሕ ፕሮጀክት ናይ ስትራክቸራል ኤሌክትሪካል ኮንዲት ዝርገሐን ሳኒተሪ ዝርገሐን G+1 ዘመናዊ ማእከል ዕዳጋ (mall) ናይ ስትራክቸራል ስራሕ ናይ ኮንስትራክሽን ትካላት ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 10, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 17, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 17, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር ኣብ ከባቢ ሃይቅ መስሓል ናይ ማይ ፋብሪካ ፕሮጀክት ናይ ኬንችን ቆርቆሮ ስራሕቲ ንምስራሕ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 10, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 16, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 16, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ዓ/ዓዲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ 2018 ዓ/ም ናይ ማይ ቱቦታትን መገጣጥም ፣ ናይ ማይ ቖፀርቲ ናይ ኤለክትሪክ ኣቕሓን ፅሕፈት መሳርሕን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 10, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 30, 2018 3:20 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 30, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ብቢ ሎት ይፈላላ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2,000.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ንከተማ እንትጮ ማይ ግልጋሎት እትዉል ሓንቲ ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 10, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 14, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 14, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ኢንስቲዩቲት ምርምር ጥዕና ንፈዉስ ምግቢ ግልጋሎት ዝዉዕል ንጥረ ነገራት : መዓሸጊ ፈዉሲ ምግብን : ቀረብ ሕክምናን ኣቅሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 10, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 16, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 16, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ናይ ንጥረ ነገራት 10000 ቅርሺ: መዓሸጊ ፈዉሲ ምግብን 5000 ቅርሺ : ቀረብ ሕክምናን ኣቅሑት 5000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናውተ ሶላር

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 9, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 18, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 19, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቢሮ ስቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ ኣብ 2018 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ዘገልገሎ ናይ ቢሮ ኣቑሑት (ቀወምቲ ናይ ቢሮ ኣቁሑት፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት) ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 9, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 19, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 19, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/