⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ (TIN)፣ ናይ VAT ተመዝጋቢ ሰርተፊኬት፣ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትን ናይቲ ዝመልእዎ ዋጋ 2% CPO ከቕርቡ ይግባእ።
* ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ብር ብምክፋል ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ብኣካል ብምምፃእ ምውሳድ ይካኣል።
* ጨረታ ካብ ዕለት 10/06/2018 ዓ.ም ክሳብ 18/06/2018 ዓ.ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ፣ ኣብ ዕለት 18/06/2018 ዓ.ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ኣብ ቀበሌ 15 በሚርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ይክፈት።
ምልክታ ግልፂ ጨረ ታ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ምስ #HF ብምትሕብባር ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት IDP CENTER multi sectoria| support in the site ብኬንዳ ዝስራሕ ሓጹር መስርሒ ዝውዕል ንብረት ከም ቆርቆሮ ፣ ሲሚንቶ ፣መስማር ፣ ቀለም ፤ተንዲኖ ፤ፋይዝት ... ወዘተ ዝኣመሰሉ ንብረታት ዉዕሊ ኣሲራ ክትዕድግ ስለዝደለየት ሕጋዎት ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ትዕድም::ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግበእ ረቋሒታት
1. ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፋቃድ ከቅርብ ዝክእል
2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ ( TIN NO) ከቅርብ ዝክእል
3. ዝተሓደሰ ናይ ቫት ተመዝጋቢ ሰርተፊኬትን መቕረባይነትን ከቅርብ ዝክእል
4. ተጫረቲ ናይቲ ዝመልእዎ ዋጋ 2% ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
5. ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዘይምለስ ብር 100.00 ብምክፋል ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ አነስትዮ ትግራይ ብኣካል ብምምፃእ ምውሳድ ይካአል
6. ተጫራታይ ስዓራይ ምኳኑ ከብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ውሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ሪፖርት ክገብር
7. ተጫራታይ ካብ ናይ ቤት ፅሕፈትና ስፒስፊኬሽን ወፃኢ ምምላእ አይፍቀድን
8. ተጫራታይ አብ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ብቀጥታ ካብ ጨረታ ይስረዝ
9. ጨረታ ሰነድ አብ አየር ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ ዕለት 10/06/2018 ዓ.ም ክሳብ 18/06/2018 ዓ.ም ዝፀንሕ ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 18/06/2018 ዓ.ም ሳዓት 4፡00 ተዓዕዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረከብሉ አብ ቀበሌ 15 አብ
10. ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝክፈት ይክውን
11. ቤት ፅሕፈትና ካብቲ ዘጫረቶ 20% ምዉሳኽ ወይ ምቕናስ ይኸእል
12. መክፈቲ ዕለት ቀዳም ሰንበትን እንተዊዒለ አብ /ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝክፈት ይክውን
13. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ምኳኑ ክንገልጽ ንፈቱ::