ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት መዘጋጃ ከተማ እንዳባጉና ከይዲ ስራሕ ህንፃ ሽም ኣብ ናይ 2018 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ከተማ እናዳባጉና ናይ ምምሕዳር ኣደራሽ ህንፃ ንምስራሕ ስለዝደለና ነዚ ንምስራሕ ደረጃ 7 ልዕሊኡን BC ወይድማ GC ፍቃድ ስራሕ ዘለኩም ስራሕ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 20, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 17, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: እንዳባ ጉና
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 17, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 143,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2,000.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ኣብ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ነቲ ወረዳ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ካብ ዝተመደበሎም ናይ ሰቆጣ ቃልኪዳን በጀት ናይ ጨቆዊት ዕድጊት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 20, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 4, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ላዕላይ ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 4, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ሽሑ ናይ አይሱዙ ክሪን ገልባጢት ሞተር ቁፅሪ 4 kh140039772 ቻንሲ ቁፅሪ LWLGA1G3FL060962 ናይ ተሽከርካሪ ሞዴል JGAB2L184 መኪና መለዋወጢ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕግድ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 20, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 3, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓዲ ሹ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 4, 2018 5:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ሓዳሪ ቤት ት/ቲ ዓይነ ሰውራን መቐለ ናይ ተምሃሮ ክዳን ብጨረታ ኣዋዳዲርና ክንዕደግ ሰለ ዝደለና

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 19, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 10, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 10, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ሓዳሪ ቤት ት/ቲ ዓይነ ሰውራን መቐለ ናይ ተምሃሮ ክዳን ብጨረታ ኣዋዳዲርና ክንዕደግ ሰለ ዝደለና

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 19, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 10, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 10, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር SHS ብጨረታ ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትዕድጉ ትደልዩ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 19, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 24, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ንራማ ማይን ፈሳስን ግልጋሎት እትውዕል ናይ ኤሌክትሪክ ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 18, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 28, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 28, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤትፅሕፈት ልምዓት ድኣንትን ማኒፋክቸሪንግኢንዳስትሪን ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ እንስሳት መድሓኒትን ናውቲ አቀሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 18, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 23, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 23, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 110,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/

ዋሕስ ናይ ገዛ ቑጠባን ህንፀትን ኣክሲዮን ማሕበር፤ ኣብ ዳዕሮ ሓወልቲ ክ/ከተማ መቐለ B+G+10 ናይ ብሎኬት መንደቕ (HCB works) ሰራሕቲ ክነስርሕ ሰለዝደለና

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 18, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 23, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 23, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ሕስ ናይ ገዛ ቑጠባን ህንፀትን ኣክሲዮን ማሕበር፤ ኣብ ዓዲሓ ዓይደር ክ/ከተማ መቐለ B+G+10 ወዲእና ንኣማዊል ንምርካብ ናይ በሪ ኣለሚንዮም (Aluminum works) ሰራሕቲ ክነስርሕ ሰለዝደለና

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 18, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 30, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 30, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/