ኣብ ኩሓ ሆስፒታል ግቢ ዘሎ ረጊድን ቀጢንን ጠቕላላ ኣብቲ ግቢ ዘሎ ዕንፀይቲ መፂእኻ ብምርኣይ ብፕሮፎርማ ኣጫሪትና ክንሸይጥ ስለዝደለና ምግዛእ እትደልዩ ተጫረቲ ብፖስታ ብዝተዓሸገ ናይ ዋጋ መቕረቢ መሊእኹም እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 04/01/2013ዓ/ም ጀሚርኩም ክሳብ ዕለት19/01/2013ዓ/ም ናብ ዕደ/ንብ/ፋይ/ም/ር ቑፅሪ 48 ምቅራብ ትኽእሉ እኩም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 7, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 19, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 19, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ኣብ ክ/ከተማና ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 6, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 20, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 20, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዓዲጉዶም ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ናይ ቤት ፅሕፈታት ናይ ፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኣናእሽተይ ኣቅሑትን፣ ኣቅሑት ፈርነቸር፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናይ መኪና ጋራዥ ጉልበት ዋጋ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 6, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 28, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓዲ ጉዶም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 29, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ሴክተር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ናይ ተሽከርከርቲ መካይን መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ኣቅሑት ሕትመት፣ ትቦ መለዋወጢ ኣቅሑት ማለት እዉን ሳኒተሪ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 6, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 20, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሮብ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 20, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኣላማጣ ን በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ኣቅሑ ኤሌክትሪክ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና ፣ኣልባሳት፣ ፍራሽን፣ ሕትመትን፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 6, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 20, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኣላማጣ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 21, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቅዱስ ፍሬምናጦስ ኣባ ሰላማ ካሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ለሚያሰራዉ G+10 ኣልሙኔም ፓነል፣ ፍሬም እና ግራናይት ቀለም ስራ በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ ለማሰራት ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 6, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 14, 2013 2:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 14, 2013 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

የትግራይ ልማት ማሕበር በቆላ ተምቤን ፣ መደባይ ዛና ፣ ራማ፣ ኢሮብና፣ መቐለ፣ወረዳዎች ከዚህ በታች የተዘረዙየትምህርትና የጤና ተቋማዎችና በዘጠኝ ሉቶች በመከፋፈል ማሰራት ይፈልጋል።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 6, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 15, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 15, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ማእከል ቤት ህንፀት ሑመራ ንተሃነፅቲ ሕጊን ተጠርጠርቲ እስራትን ዝምግብ ነጋዳይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከመግብ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 5, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 21, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሐመራ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 21, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ሽረ እነዳስላሴ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ፓምፕታትን ኣቅሑት መለዋወጢ ኤሌክትሪክን ፣ ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎም ኤች ዲቢ ኢን GI ትቦ መገጣጠምን ፣ ኣቅሑት ላብላቶሪ ክሎሪንን፣ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኤሌክትሮኒክስን ፣ ኣቅሑት ቢሮን ፣ ፅሬትን ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መካይን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ክገዘእ ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 5, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 19, 2013 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: Shire Endassilase
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 19, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ሞተር ሳይክልን ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኣቅሑት ስፖርት፣ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 5, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 19, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 19, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/