ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 21, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 21, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,500.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንዘለዉኡ መካይን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መለዋወጢ አቁሑታት መካይን ጎማን ክዕድግ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 2, 2013 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 2, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ኣብ ክልልና ካብ ዝርከባ ላዕሎዎት ሆስፒታላት ንሰራሕተኛታት ዘድልዎም ዝተፈላለዩ ናይ ሕክምና ግልጋሎታት ብምርካብ ብግልፂ ጨረታ ከወዳዲሩ ስለዝደለየ ካብዚ ቀፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 25, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 26, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት/

ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ሓወልቲ ናይ ክፍለ ከተማና ዝርከብ ን 2013ዓ/ም ዓ/ም ናይ ሓምለዋይ ልምዓትን ፅባቐን ከተማ ሕርሻ /መሳርሕታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 18, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 18, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳሬክተር ዕደ/ፋይ/ንብ ምምሕዳርን ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ናይ ተሽከርከርቲ መለዋወጢ ኣቅሑት ቀወምቲ ንብረት አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልዎም ዝግባእ ረቃሕታት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 18, 2013 6:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 18, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት መዘጋጃ ክ/ከተማ ዓዲ ሓቂ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ክ/ከተማ ዓዲ ሓቂ ናይ ጎደና ፅሬት ዝሰርሑ ብማሕበር ዝተወደቡ መናእሰይ ጋዉንን ናይ ልምዓት መሳርሕን ከምኡ እዉን ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ናይ ቢሮ ፈርኒቸርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 15, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 15, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 6,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ንኣብያተ ፅሕፈት ከተማ ዉቅሮ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት ኣቅሑት፣ ሕትመት ስራሕቲ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሳይከል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 27, 2013 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 27, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት መዘጋጃ ሽረ እንዳስላሴ ንቲ ቤት መዘጋጃ ኣጎልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 22, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 22, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 8,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ብበጀት ዓመት 2013ዓ/ም ኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈታት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ ስራሕቲ ሕትመት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣መለዋዋጢ ኣቅሑት መኪናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 22, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 22, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

መድሕን ኩለመዳይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ መሰረታዊ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ኣብ ክፍለ ከተማ ዓይደር ዝርከብ 500 ካሬ ሜትር ናይ ምድልዳልን ምፅራግን ስራሕቲ ንምስራሕ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 11, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 16, 2013 2:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 16, 2013 2:02 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/