ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ዘሎ ናይ ቢሮ መሳርሒ ኣቅሑት /ፈርኒቸር ጠረፔዛ በዝሒ 25/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዘእ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ትካል ዘዳልዎ ጨረታ ሰነድ ብምዉሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 22, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 8, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 9, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ኢንስትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ንኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ክዕድግ ስለ ዝደለየ ነዞም ሲዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 22, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 8, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 8, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 60,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

ኣብ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ኣብ ዝተፈላለዩ ክፍለ ከተማታት ከተማ መቐለ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ናይ ኮብልስቶን ምፅጋን ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ኣብ 2012ዓ/ም ናይ ኮብልስቶን ማለት እዉን ምንፃፍ እምኒ ምፅጋን ስራሕ ስልጠና ዝወሰድኩም ልምዓት ጉጅለታት ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 22, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 4, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 4, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓ/ዝተ/ዉ /ማሕበር ኣብ ከባቢ ኣሸጎዳ ዝርከብ ስራሕቲ ሎጅድቲክ ስቶር ብጨረታ ክትጫረቱ ድሌት ዘለኩም ደረጃ GC-3 ወይም BC-3 ልዕሊኡን ንምስታፍ ድሌት ዘለኩም ተጫረቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ እተማልኡ ንክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 22, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 28, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 28, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 700,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ኮሌጅ ኪነ -ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ናይ ስእሊ መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ፣ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ኣቅሑ፣ ናይ በርን ሞስኮትን ምስትዋት፣ ናይ ሶፋን መጋረጃን ጨርቂ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 21, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 11, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 11, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ ዓዲ ሕርዲ ዛሬማ ግድብን ኣብ ማይ ሑመራ ዝርከብ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ዘገልገሉ ባዶ በርሚል፣ ብጠጠዉ ዘሎ ቆርቆሮ ገዛ ምስ ፅንፀይቱ፣ ቁርፅራፅ ቴንዲኖ፣ ናይ መኪና ባትሪ፣ ዘገለግለ ናይ መኪና ስፔር ፓርት፣ ጎማን ካልኦት ዝተፈላለዩ ንብረታትን ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 21, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 24, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 24, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 200,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ትካል መቐለ ኦርቶ -ፊዝዮ ቴራፒ ማእኸል ኣብ ትሕቲ ፅላል ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ ዝመሓደር ወሃቢ ግልጋሎት ትካል ኮይኑ ኣብ ዉሽጢ ግቢ /ቀፅሪ/ ትካልና ዝርከብ ናይ ሓፁር ቦታ ኣጫሪቱ ብትሪካላታ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም በቲ ተነፂሩ ዘሎ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን መሰረት ንሕድሕድ ዓይነት ስራሕ ንፁር ዋጋ ብምቅማጥ ክትወዳደሩ እትዕድም ዝስዕብ ረቃሒ ዘማልኡ ክኾኑ ይግባእ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 22, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 22, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ትካልና ፍረ ስዉኣት ኢንዱስትሪ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ናይ 2012ዓ/ም ኦዲት ክግበር ስለዝደለየ ሕጋዊ ኦዲት ፍቃድ ንዘለዎም ዉልቀ ሰባት ይኹን ድርጅታት ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደሊ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ካብዙይ ንታሕቲ ብዝተቀመጠ ዝርዝር መሰረት መሊእኩም ንክተቅርቡ ነተሓሳስብ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 29, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 29, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ዓይነት ዝተፈለለዩ መጠን ዘለዎም ፍርናሽ ብጨረታ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 28, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 29, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

ኤጄንሲ ምዝገባን መረዳእታን ትሕዝቶ መሬት ከተማ ክልል ትግራይ ንዝተፈለለዩ ብሎት ዝተዘርዘሩ ዓይነት ንብረት ክዕድግ ይደሊ ሎት 1 ሃርድ ዌር ኣቅሑ መደበኛ ሎት 2 ሃርድ ዌር ኣቅሑ ሎት 3 ድሮን ናይ ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ሎት4 ቶታልስተሽን ኣቅሓ ሎት 5 ኤሌክትሮኒክስ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 4, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 5, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/