ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ ን2013ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ ሃንድ ፓምፕ ሴትን ስፔርን ፣ ዌልድ ጀነሬተር ዌልዲንግ ማሽን ሶላር ንድሪል ማሽንን ግራይዲንግ ማሽንን ፣ ክጫረት ስለዝደለየ እዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 4, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 18, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 18, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

የሰሜን ሪጅን ኢትዩ ቴሌኮም /መቐለ/ የተለያየዩ የኣይቲ ዕቃዎች በጨረታ ኣወዳድሮ መግዛት ስለሚፈልግ በዘርፉ ፍቃድ ያላችሁ ኣቅራቢዎች እንድትወዳደሩ ይጋብዛል።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 4, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 19, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 19, 2013 8:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ካብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዮ ዘገልገሉ ቀወምቲ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲርና ክንሸይጥ ንደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 4, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 12, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 13, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 500.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኣልመዳ ፋብሪካ ዓለባ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 4, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 2, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 2, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓድዋ ኣብ 2013 ዓም ንሴክተራት ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንአገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑ ፅሬት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 4, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 18, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 18, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳርን መጓዓዝያን ወረዳ ጋንታ አፈሹም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፀትን ቁፅፅር ዲዛይንን ኣብጣብያ ሃገረ ሰላም ቁፅሪ 2 ዛላ ጥዕና ጣብያ ናይ ምስፍሕፋሕ ኤምሲኤች ህንፀት ስራሕቲ ንደኣንት ማሕበራት ብኣናእሽተይ ደረጃ 8ተ ደቀቅትን ኣናእሸተይ ንግዲ ትካላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 4, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 24, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ጋንታ አፈሹም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 24, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲ ግራት ነቲ ቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ናይ ኣናእሽተይን ዓበይትን መካይን ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት ካብ መደበኛ በጀት ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 4, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 18, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 19, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ንግስተ ሳባ ዓድዋ ኣብ 2013 ዓ/ም በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበሉ በጀት ነቲ ኮሌጅ ንምምሃር ምስትምሃር ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኤሌክትሪካል ኢንዳስትሪ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኮንስትራክሽን ተንከፍ ፣ ናይ ዓመታዊ ናይ መኪና ፅገና ጋራዥ ናይ ጉልበት ዋጋ ፣ ናይ መኪና መቀያየሪ ኣቅሑት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 3, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 16, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 16, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ኣብ ቀበሌ 06 ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ዋላኹ ከፀግን ስለዝደለየ ዉልቀ ደቀቅቲ ኣናእሽተይን ትካላት ንግዲ ከምኡ እዉን ሕ/ስ/ማሕበራት ብብርኪ 8ተ BC ወይ ድማ GC ናይ ተኻናተርቲ ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 3, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 18, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 18, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማሕበር ባህሊ ትግራይ ናይ 2012 ዓም በጀት ዘመን ፋይናንሳዊ ምንቅስቃስ ብናይ ደገ ኦዲተር ከመርምር ይደሊ አብዙይ ናይ ኦዲት ስራሕ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዊ ናይ ኦዲተር ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ ብዙይ ምልክታ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 3, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 12, 2013 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 12, 2013 3:02 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/