ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታቱ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ጎማታት መኪና ፣ ካላማደርያ ፣ ባትርን ፣ ኮንፈረንስ ቼርን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ነዞም ዝስዕቡ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት ክተማልኡ ይግባእ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 20, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 11, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ላዕላይ ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 11, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ደስታ ኣልኮልን መስተታትን ፋብሪካ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ጥረ ኣቅሓ ሒዞም ዝመፁ ዝተፈላለዩ ዓቐን ዘለዎም ባዶ መትሓዚ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 25, 2013 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 25, 2013 2:02 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ን ፕሮጀክትታት ዝዉዕል ኣስፋልት ፒትመንን ካተር ፕላር ስፔር ፓርትታትን ንዕለት 25/01/2013ዓ/ም ዝክፈት ኣብ ጋዜጣ ኣዲስ ዘመን ግልፂ ጨረታ ስለዝወፀአ ክትወዳደሩ እትደልዩ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 25, 2013 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 25, 2013 2:02 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ንኮሮም ሰቆጣ ዓብይ ዓዲ መንገዲ ስራሕ ፕሮጀክት ኮንትራት 1 ኮሮም ላሊበላ መገንፀሊ ኩንትራት 3 ኣበርገለ ኣግበ ን ሆቴል ኣብርሃ ካስትልን ማለት እዉን መቐለ ናይ ጂኦ ቴክኒካል ኢንቨስትጌት ስራሕ ብኑኡስ ስራሕ ተቃራፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 25, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 25, 2013 4:02 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 25,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

በኢትዮዽያ ጉምሩክ ኮምሽን የመቐለ ቅ/ፅ/ቤት በ መቐለ ቅ/ጽ/ቤት በመቐለ የሚገኙ የተለያዩ እቓዎች በሃራጅ ጨረታ ባሉበት ሁኔታ ኣወዳድሮ መሸጥ ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 21, 2013 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 21, 2013 3:32 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ንባንኪ ግልጋሎት ዝዉዕል ባንኮኒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 3, 2013 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 3, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቃሒ ተማልኡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኹም ንገልፅ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 3, 2013 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 3, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ትካልና ኢዛና ማዕድን ልምዓት ኩባኒያ ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራባዊ ኣስገደ ፅምብላ ኣብ ከባቢ ሚሌ ንዝሃፆ ሜሊ ወርቂ ማዕድን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ማሽነሪታት ብግልፂ ጨረታ ቀፅሪMGP/061/2020 ዕለት 19/09/2020 ዓም ኣፈ ኣወዳዲሩ 6ተ ወርሒ ክካረ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 28, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 28, 2013 8:02 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ማሽነሪ ክራይ/

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ/ም ዝለምዕ ግሪነሪ መስተይ ግልጋሎት ዝዉዕል ማይ ቦጥ ብግልፂ ጨረታ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 3, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 3, 2013 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/