ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ስፔር ፓርት ወይ ድማ ሞተር ሳይክል ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረትቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 9, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 17, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሓዉዜን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 17, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 6,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

መቐለ ዩኒቨርሲቲ ከዚህ በታች የተዘረዘሩት ዕቃዎችና አገልግሎቶች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 7, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 22, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 22, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በየሎቱ የተለያየ ነው
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ፅገና ተሽከርካሪ/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/ መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወ/ራያ/ጨርጨር ን ቤት ኣብያተ ፅሕፈት ዝዉዕሉ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ፅሬትን፣ ኤሌክትሮኒክስን፣ ስፔር ፓርት መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 7, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 23, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 23, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ዓይደር ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረትን ፋይናንስን ኣብ ክ/ከተማ ዓይደር አቅሑት ኤሌክትሪክ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 7, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 25, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 26, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 6,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ሓድነት ኣብ ክ/ከተማ ሓድነት ዘሎ ሓድሽ ሚድያን ንምስራሕ ንዝተወደቡ መናእሰይ ዘገልግል ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዱሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 7, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 20, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 20, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ርን ወ/ኣበርገለ የጭላ ናይ ዝተፈላለዩ ቤ/ፅ/ታት መካይን መስርሒ ኢድ ዋጋ ጋራጅ ፅገና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 7, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 23, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: የጭላ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 23, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 7,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ትምህርቲ School Computer net work installation ስራሕቲ ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲራ ክተስርሕ ስለዝደለየት ነዞም ኣብ ታሕቲ ዝተረዝረዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ትዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 7, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 20, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 21, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና/

ኣብ ቢሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ን 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ንምግዛእስለዝደለየ ብዛዕባ መለክዕታት ዘማልኡ ሕጋዉያን ትካላት ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 7, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 26, 2013 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 26, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማእኸል ሐወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ሕትመት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናይ ቢሮ ኣቅሑት /ፈርኒቸር/፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ፣ ናይ ሕክምና ኣቅሑት፣ ናይ ጀነሬተር ስፔር ፓርትን ነዳድን ቅብኣት ፣ ጎማን ባትርን ስፔር ፓርትን ፣ ደንቢ ክዳን እንዳ ጨርቃ ጨርቂ ዝርከብ ፣ ደንቢ ክዳን እንዳ ጫማ ዝርከብ ፣ ደንቢ ክዳን እንዳ ቡቲክ ዝርከብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 6, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 20, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 20, 2013 3:45 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ናይ ዓይኒ ሕክምና ግልጋሎት ንምርካብ ብጨረታ አወዳዲሩ ክወዳድር ስለዝደለየ ካብዚ ቀፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ኽተቕርቡ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 18, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 19, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት/