ወረዳ ላዕለይ ማይጨዉ ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕድጋን ንበረት ምምሕዳርን ንናይ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ልምዓት መስኖ ካብ ዝተመደበሎም ናይ ፕሮግራም ምጥንካር ስርዓተ ምግቢ ኣብ ጣብያ ለሳልሶን ሐወሳን 15 ናይ ሐባር ዒላ ኣብ ማይ ተንክፈ ስራሕቲ ንዝተዋፈሩ ሕጋዊያን ናይ ማይ ህንፀት ትካላት ብምልክታ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 28, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 4, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ላዕላይ ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 4, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ኣልባሳት ማለት እዉን ኮበርታ ኣንሶላ ፍረናሽን ትራስን : ኣቅሑት ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 27, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 12, 2017 8:45 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 13, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

ቢሮ ፍትሕ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ኣቅሑት ጎማ ባትሪ ቅብኣት መፀባባቂ :መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሐት ገዛን ብብርኪ ክልል ትግራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 27, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 6, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 6, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ገዛ ፈርኒቸር/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ብቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ወረዳ እንደርታ ስራሕቲ አገልግሎት ዝዉዕል መድሓኒት እንስሳ ናዉቲን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 27, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 7, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: እንደርታ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 7, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ማእከላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ቢሮ ፅገና :ኣቅሑት ቢሮ ናይ ህንፃ መስትያት መፀገኒ ናዉቲ ምስ ናይ ጉልበት ዋጋ ሓዊሱ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከፀግንንይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 27, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 6, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 6, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናገዛ ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/ መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ናይ ፕሮጀክት ምጥንኻር GBV ዝድሓና ደኣንስትዮ ግልጋሎት ዝውዕል ንብረት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 27, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 12, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 13, 2017 9:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕ ላፕቶፕ ኮምፒዩተር ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩምን ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩምን ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 27, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 3, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 3, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ኣቑሑት ብጨረታአወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 27, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 18, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 18, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2017 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ጎማ፣ባትሪ ፣ቅብኣት፣ መፀባበቂ፣ ኣቁሑትን ፅሕፈት ኣቁሑት ፈርንቸር ብብርኪ ክልል ትግራይ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 27, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 6, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 6, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንፅገና ሽቃቅ እቲ ቢሮ ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥሪ 25, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 6, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 6, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/